ሕብረት ሽርክና ማሕበር መፍረይን ሓፂን መፂን ካሳን ለምለም
ካሳን ለምለምን ሓፂን መፂን መፍረይ ሕብረት ሽርክና ማህበር ዉቅሮ ምልክታ አብዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ነዚ ዝስዕብ ረቆሕታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲ : BSC ዝተመረቀሉ ዓይነት ትምህርቲ : መካኒካል ኢንጅነር ወይ ዲዛይን ኢንጅነር ወይ ብተመሳሳሊ ዝህልዎ ስራሕ ልምዲ : 2 ዓመት ብመካኒካል ኢንጅነር ወይ ዲዛይን ኢንጅነር ወይ ብተመሳሳሊ ዝሰረሐ ኣብ ፋብሪካ ዝሰርሐ ይምረፅ ተወሳኪ ክአለት : ናይ ኮምፒተር ክእለት ዝቖፀረሉ ዲፓርትመንት :  ፕሮዳክሽን
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ መቐለ
    ንደገ ክፍቲ ስራሕ መደብ ምልከታ ትካልና ኢ.ቴ .መ እፅዋት ቲሹ ካልቸር ላብራቶሪ ካብዚ ሲዒቡ ቀሪቡ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ክቐፅር ይደሊ:: ተደላዩ ትምህርቲ -----------------  ኮሌጅ ዲፕሎማ 10+ 3 ፕላምፒንግ ጀነራል መካኒክ /ኤሌክትሮ መካኒክ 2 ዓመት ብተመሳሳሊ ዝሰርሐ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ መቐለ
    ንደገ ክፍቲ ስራሕ መደብ ምልከታ ትካልና ኢ.ቴ .መ እፅዋት ቲሹ ካልቸር ላብራቶሪ ካብዚ ሲዒቡ ቀሪቡ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ክቐፅር ይደሊ:: ተደላዩ ትምህርቲ ----------------- ኮሌጅ ዲፕሎማ / 10+ 3 ኤሌክትሪክ ሲቲ / ኤሌክትሮ መካኒክ ወይ ተመሳሳሊ / 4 ዓመት ብተመሳሳሊ ዝሰርሐ 
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ መቐለ
    ንደገ ክፍቲ ስራሕ መደብ ምልከታ ትካልና ኢ.ቴ .መ እፅዋት ቲሹ ካልቸር ላብራቶሪ ካብዚ ሲዒቡ ቀሪቡ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ክቐፅር ይደሊ:: ተደላዩ ትምህርቲ ----------------- ኮሌጅ ዲፕሎማ 10+ 3 ጀነራል መካኒክ / ኤሌክትሪክ መካኒክ 4 ዓመት ብተመሳሳሊ ዝሰርሐ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ መቐለ
    ንደገ ክፍቲ ስራሕ መደብ ምልከታ ትካልና ኢ.ቴ .መ እፅዋት ቲሹ ካልቸር ላብራቶሪ ካብዚ ሲዒቡ ቀሪቡ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ክቐፅር ይደሊ:: ተደላዩ ትምህርቲ ----------------- ኣድቫንስ ዲፕሎማ ጀነራል መካኒካል 4 ዓመት ብተመሳሳሊ ዝሰርሐ   /   ኮሌጅ 10+ 3 ጀኔራል መካኒክ / ኤሌክትሮ መካኒክ 6 ዓመት ብተመሳሳሊ ዝሰርሐ VII 1
ተወሳኺ ኣንብብ

ትራንስ ኢትዮጽያ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር
                     ክፍት የስራ ቦታ ማሰታወያ ትራንስ ኢትዩßያ ከዚህ በታች የተጠቀሰዉ ክፍት የስራ መደብ ሰራተኞች አወዳድሮ በኮንተራት መቅጠር ይፈልጋል::  የት /ደረጀና የሞያ መስክ           ኮሌጅ ዲፕሎማ አካዉንቲንግ የስራ ልምድ          በሙያዉ 2 ዓመት የሰራ የቅጥር ሁኔታ       ኮንትራት ለ 3ተ ወር ልዩ ስልጠና             2 ወር አካዉንቲንግ 
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢ.ኤች.ዲ ኮንሳልቲንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ
                         ምልክታ  ንደለይቲ ስራሕ     ቢ.ኤች.ዲ ኮንሳልቲንግ ሓላ /ዝተ/ ዉ/ማ  ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ  ወልቃይትን ፀጌዴን አብ ዝሰርሑ ገፀር መንገዲታት   ነቲ ስራሕ ዝቆፃፀሩ ሰራሕተኛታት   አወዳዲሩ ክቕፅር  ይደሊ በዚ መሰረት እዞም  ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሱ  ረቆሓታት ዝተማልኡ  ተወዳደረቲ  ኦርጅናል ምስዘይምለስ ኮፒ ዶክመንትኩም ሒዝኩም  ብምቅራብ ኣብ ቤት ፅ/ትቢ.ኤች.ዲኮንሳልቲንግ ሓላ /ዝተ/ ዉ/ማ   እናቀረብኩም  ንክትምዝገቡ ነፍልጥ:: ት /ደረጃ                    ዲግሪ /ዲፕሎማ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢ.ኤች.ዲ ኮንሳልቲንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ
                         ምልክታ  ንደለይቲ ስራሕ     ቢ.ኤች.ዲ ኮንሳልቲንግ ሓላ /ዝተ/ ዉ/ማ  ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ  ወልቃይትን ፀጌዴን አብ ዝሰርሑ ገፀር መንገዲታት   ነቲ ስራሕ ዝቆፃፀሩ ሰራሕተኛታት   አወዳዲሩ ክቕፅር  ይደሊ በዚ መሰረት እዞም  ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሱ  ረቆሓታት ዝተማልኡ  ተወዳደረቲ  ኦርጅናል ምስዘይምለስ ኮፒ ዶክመንትኩም ሒዝኩም  ብምቅራብ ኣብ ቤት ፅ/ትቢ.ኤች.ዲኮንሳልቲንግ ሓላ /ዝተ/ ዉ/ማ   እናቀረብኩም  ንክትምዝገቡ ነፍልጥ:: ት /ደረጃ                   ዲግሪ ብ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ
ን 3ይ ጊዜ ዝተቃለሐ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ ኣብ ተዘዋዋሪ ፈንድ ካብዚ ብታሕቲ ኣብ ዝተገለፁ/ ፀ ክፍቲ መደብ / ባት ኣወዳዲሩ ብኮንትራት ክቖፅር ስለዝደሊ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቆሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም:: ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ኽእለት - ብኣካዉንቲንግ "ብቢዝነስ ኢድኬሽን " ብባንኪንግ ኢንሹራንስ" ብኮኦፓሬቲቭ ኣካዉንቲንግ ቐዳማይ ዲግሪ ናይ 7 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ   ወይ ብኣካዉንቲንግ "ብቢዝነስ ኢድኬሽን " ብባንኪንግ ኢንሹራንስ " ብኮኦፓሬቲቭ ኣካዉንቲንግ ማስተርስ ዲግሪ ናይ 5 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ:: መብርሂ ፕሮቪደንት ፈንድ ካብ ቖፃሪ
ተወሳኺ ኣንብብ

ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርስቲ መቐለ ሓላፍነቱ
ሓላፍነቱ  ዝተወሰነ  ሕ/ስ/ማሕበር  ሸማቶ  ሰራሕተኛታት   ዩኒቨርስቲ  መቐለ  ካብዚ  ንታሕቲ  ንዘተዘርዘሩ  ክፍቲ  ናይ ስራሕ  ቦታታት  ረቆሓ  ዘማልኡ  ኣመልከቲ  ክቆፅር  ይደሊ:: ደረጃ ትምህርቲ       ዲፕሎማ 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 3 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 2 1 (ሓደ ) ዓመት 10 ተ 1 2 (ክልተ) ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ዝሰልጠንሉ ዓይነት ትምህረቲ        Manegement , Marketing , Purchasing , Supplies , and related
ተወሳኺ ኣንብብ