ሒሳብ ኪኢላ
ሕብረት ሽርክና ማሕበር መፍረይን ሓፂን መፂን ካሳን ለምለምመብርሂ
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
ፆታ አይፈልን
ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ናይ ፋብሪካ HRM ቤት ፅሕፈት
መመልከቲ ከቕርቦ ዝግባእ መረዳእታ
-
ኦርጅናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ምስ ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ
-
ኦርጅናል ናይ ስራሕ ልምዲ መረዳእታ ምስ ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ
-
ናይ ካልኣት ዘተሐተቱ ተወሳኪ ክአለታት መረዳእታ
ድሕሪ ምዝገባ ኣብ ምፅራይ ነዝሐለፉ ናይ ፈተና ዕለት ምልክታ ንልጥፍን ነፍልጥን ምኮና
አድራሻ ፋብሪካ ኣብ ከተማ ዉቕሮ ትሕቲ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን /ጥቃ ናይል ቆርቆሮ ፋብሪካ/
Share this Post:


