ማሕበራዊ ልምዓት ስርዓተ ፆታን ኤች ኣይቪ ኤድስን ኦፊሰር woreda social development ,order and HIV Aids officer

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ
መብርሂ

ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገፀርን ክልል ትግራይ ዝርከብ ክፍቲ መደብ ስራሕቲ ብኮንትራት ቁፃር አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ስለዙይ ነቲ ረቀሒ እተማልኡ ደለይቲ ስራሕ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

MSc/BSc/BA in rural development /agricultural economics /management

ተደላይይ ክእለት

MSc/BSc/BA in rural development /agricultural economics /management

ልምዲ ስራሕ

MAÂ 4 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

1ይ ዲግሪ 6 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

መተሓሳሰቢ

ስራሕ ቦታ ቤት ፅሕፈት ሕ/ ገ /ልምዓት ወረዳ ወርዒ ለከ

ምዝገባ ዝካየደለሉ ዕለት ካብ ዕለት 14/ 07 /2008 ክሳብ 20 /07 /2008 ዓምኣብ መንግስቲ ስራሕ ሰዓት

ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ ቢሮ ልምዓት ሕርሻ ን ገፀርን ደ /ከ/ ስ ሓይሊ ሰብ ቢሮ

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለትን ቦታን ንቅድሚት ብካልእ ምልክታ ይግለፅ

ዓይነት ፈተና ንፁሑፍ 100

ተወዳደርቲ ተማእእዎ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ መረዳእታታት ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን

 ሒዝኩም ክትቀርቡ ይግባእ

Share this Post:
ድሕሪት