Production planer and process control
ሕብረት ሽርክና ማሕበር መፍረይን ሓፂን መፂን ካሳን ለምለምመብርሂ
ካሳን ለምለምን ሓፂን መፂን መፍረይ ሕብረት ሽርክና ማህበር ዉቅሮ
ምልክታ
አብዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ነዚ ዝስዕብ ረቆሕታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ
ዲዛይነር
ደረጃ ትምህርቲ : BSC
ዝተመረቀሉ ዓይነት ትምህርቲ : ብመካኒካል ኢንጅነር ወይ ቴክኖሎጂስት ወይ ተመሳሳሊ
ዝህልዎ ስራሕ ልምዲ : 2 ዓመት ብመካኒካል ኢንጅነር ወይ ቴክኖሎጂስ ዝሰርሐ ወይ ተመሳሳሊ ዝሰረሐ/ ኣብ ፋብሪካ ዝሰርሐ ይምረፅ
ተወሳኪ ክአለት : ናይ ኮምፒተር ክእለት
ዝቖፀረሉ ዲፓርትመንት : ፕሮዳክሽን
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
ፆታ አይፈልን
ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ናይ ፋብሪካ HRM ቤት ፅሕፈት
መመልከቲ ከቕርቦ ዝግባእ መረዳእታ
-
ኦርጅናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ምስ ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ
-
ኦርጅናል ናይ ስራሕ ልምዲ መረዳእታ ምስ ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ
-
ናይ ካልኣት ዘተሐተቱ ተወሳኪ ክአለታት መረዳእታ
ድሕሪ ምዝገባ ኣብ ምፅራይ ነዝሐለፉ ናይ ፈተና ዕለት ምልክታ ንልጥፍን ነፍልጥን ምኮና
አድራሻ ፋብሪካ ኣብ ከተማ ዉቕሮ ትሕቲ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን /ጥቃ ናይል ቆርቆሮ ፋብሪካ/
Share this Post: