ዲዛይነር

ካሳን ለምለምን ፋብሪካ መፍረያ ሓፂነ መፂን ሕ/ሽ/ማ
መብርሂ

ካሳን ለምለምን ፋብሪካ መፍረያ ሓፂነ መፂን ሕ/ሽ/ማ በዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ብዝስዕብ ረቆሒታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

BSC

ተደላይይ ክእለት

ብመካኒካል ኢንጅነር ወይ ዲዛይን ኢንጂነር ወይ ብተመሳሳሊ ዝተመረቐ/ት Â

ናይ ኮምፒተር ክእለትÂ Â

ልምዲ ስራሕ

0 ዓመት ስራሕ ልምዲÂ Â Â

መተሓሳሰቢ
  • ናይ ስራሕ ቦታ ኣብ ከተማ ዉቅሮ
  • ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ናይ ፋብሪካና HRM ቤት ፅሕፈት
  • ምልክታ ዝፀንሐሉ ግዜ ቀደም ሓዊሱ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ
  • ምዝገባ ዝካየደሉ ካብ ዕለት 03/10/2008 ዓም ክሳብ 14/10/2008
  • መመልከቲ ከቅርቦ ዝግባእ መረዳእታ ኦርጀናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኦርጅናል ናይ ስራሕ ልምዲ መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ካልኦት መረዳእታ ድሕሪ ምዝገባ ኣብ ምዕራይን ንዝሐለፉ ናይ ፈተና ዕለት ምልክታ ንልጥፍን ብስልኪ ነፍልጥን ምካኑ ኣድራሻ ፋብሪካና ኣብ ከተማ ዉቅሮ ትሕቲ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ጥቃ /ናይል ቆርቆሮ/
Share this Post:
ድሕሪት