ፐልሽ ማሽን ኦፕሬተር (ሓፃቢ)

ፋብሪካ ቴራዞ/ማቶኔላ ኣሃዱ
መብርሂ

 

                                        ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ

ትካልና ኣሃዱ ቴራዞ /ማቴኔላ  ፋብሪካ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ስራሕ መደብ አመልከትቲ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ
  •     ካብ 10ይ ክፍሊ ንላዕሊ  
ተደላይይ ክእለት
1
ልምዲ ስራሕ

ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን  

መተሓሳሰቢ

 

  • ንቴክኒክን ሙያን ተመረቕቲ ቅድሚያ ንህብ
  • ንኮንትራትን ቐወምትን ሰረሕትኛታት ብዝሰርሕዎ ስራሕ መጠን ናይ መተባብዒ ክፍሊት ንፍፅም

 

ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ናይ ስራሕ መደብ ንምዉድዳር እትደሊዩ ኣመልከትቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ስራሕን ትምህርትን መረጃ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም መፂእኹም እትምዝ  ገቡ ምኻንኩም ንሕብር

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0348409246 ,0914301159 /0911309630

ኣድራሻ

  • ሓሚዳይ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካና
  • ቐዳማይ ብርኪ ኣፂ ዩሃንስ ት ቤት ጥቓ ኤፍ ኤም መቐለ ኣብ ዝርከብ ቢሮና

 

Share this Post:
ድሕሪት