ሕብረት ሽርክና ማሕበር መፍረይን ሓፂን መፂን ካሳን ለምለም
ካሳን ለምለምን ሓፂን መፂን መፍረይ ሕብረት ሽርክና ማህበር ዉቅሮ ምልክታ አብዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ነዚ ዝስዕብ ረቆሕታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ዲዛይነር ደረጃ ትምህርቲ : BSC ዝተመረቀሉ ዓይነት ትምህርቲ : ብመካኒካል ኢንጅነር ወይ ቴክኖሎጂስት ወይ ተመሳሳሊ ዝህልዎ ስራሕ ልምዲ : 2 ዓመት ብመካኒካል ኢንጅነር ወይ ቴክኖሎጂስ ዝሰርሐ ወይ ተመሳሳሊ ዝሰረሐ/ ኣብ ፋብሪካ ዝሰርሐ ይምረፅ  ተወሳኪ ክአለት : ናይ ኮምፒተር ክእለት ዝቖፀረሉ ዲፓርትመንት : ፕሮዳክሽን
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ መቐለ
    ንደገ ክፍቲ ስራሕ መደብ ምልከታ ትካልና ኢ.ቴ .መ እፅዋት ቲሹ ካልቸር ላብራቶሪ ካብዚ ሲዒቡ ቀሪቡ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ክቐፅር ይደሊ:: ተደላዩ ትምህርቲ -----------------  ኮሌጅ ዲፕሎማ 10+ 3 ፕላምፒንግ ጀነራል መካኒክ /ኤሌክትሮ መካኒክ 2 ዓመት ብተመሳሳሊ ዝሰርሐ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ መቐለ
    ንደገ ክፍቲ ስራሕ መደብ ምልከታ ትካልና ኢ.ቴ .መ እፅዋት ቲሹ ካልቸር ላብራቶሪ ካብዚ ሲዒቡ ቀሪቡ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ክቐፅር ይደሊ:: ተደላዩ ትምህርቲ ----------------- ኮሌጅ ዲፕሎማ / 10+ 3 ኤሌክትሪክ ሲቲ / ኤሌክትሮ መካኒክ ወይ ተመሳሳሊ / 4 ዓመት ብተመሳሳሊ ዝሰርሐ 
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ መቐለ
    ንደገ ክፍቲ ስራሕ መደብ ምልከታ ትካልና ኢ.ቴ .መ እፅዋት ቲሹ ካልቸር ላብራቶሪ ካብዚ ሲዒቡ ቀሪቡ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ክቐፅር ይደሊ:: ተደላዩ ትምህርቲ ----------------- ኮሌጅ ዲፕሎማ 10+ 3 ጀነራል መካኒክ / ኤሌክትሪክ መካኒክ 4 ዓመት ብተመሳሳሊ ዝሰርሐ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ መቐለ
    ንደገ ክፍቲ ስራሕ መደብ ምልከታ ትካልና ኢ.ቴ .መ እፅዋት ቲሹ ካልቸር ላብራቶሪ ካብዚ ሲዒቡ ቀሪቡ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ክቐፅር ይደሊ:: ተደላዩ ትምህርቲ ----------------- ኣድቫንስ ዲፕሎማ ጀነራል መካኒካል 4 ዓመት ብተመሳሳሊ ዝሰርሐ   /   ኮሌጅ 10+ 3 ጀኔራል መካኒክ / ኤሌክትሮ መካኒክ 6 ዓመት ብተመሳሳሊ ዝሰርሐ VII 1
ተወሳኺ ኣንብብ

ኮሌጅ እንጅነሪንግ ማርስ
ማርስ ኢንጅነሪንግ  ኮሌጅ  በዚዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቕፅር  ይደሊ ብዙይ  መሰረት ምዝገባ ዕለት           ካብ 03/02/2007 ዓ/ም  08/02/2007 ዓ/ም  ኣብ ስራሕ ሰዓት  (ንጎሆ  2:00 - 6:00) ድሕሪ ሰዓት  ካብ 8::00 - 11:00 ምምዝገባ ቦታ          ማርስ  እንጅነሪንግ  ኮሌጅ ሓይሊ ሰብ ዲፓርትመንት              ኤሌክትሪክ ፆታ      ኣይፈልን  ረቆሓ         ብኤሊክትሪካል ብዲፕሎማ  ወይ ድማ ብሲቪል  
ተወሳኺ ኣንብብ

ትራንስ ኢትዮጽያ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር
          Trans Ethiopia PLC    ትራንስ ኢትይያ ሓላፊነቱ የተወሰነ የግል ማህበር ክፍት የስራ ቦታ ማሰታወያ ትራንስ ኢትዩßያ ከዚህ በታች የተጠቀሰዉ ክፍት የስራ መደብ ሰራተኞች ወዳድሮ መቅጠር ይፈልጋል 
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ
ምልክታ ንደለይቲ ኩንትራት ቑፃር ስራሕ ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርት ብዋና ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽን ኣብ ዝትፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ንዝሀንፀን ዘሎ ፕሮጀክትታት ናይ ሳይት ተቆፃፀርቲ ሳይት መሃንዲሳት ብኩንትራት ቆፂሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ንደለይቲ ስራሕ በዚ ምልክታ 'ዚይዕድም:: ዓይነት ስራሕ : ኩንትራት ፕሮጀክት ክሳብ ዝዉዳእ ስራሕ ልምዲ : 0 ዓመት ተደላይ ክእለት: 1ይ ዲግሪ ብ ስቪል መሃንደስ ስራሕ ቦታ መቐለ ምም/ር ህንፃ ፀገዴ ሆስፒታል ኣክሱም መሬት ምም/ር ህንፃ ሽረ መሬት ምም/ር ህንፃ ዓዴት ሆስፒታል እንትጮ ምም/ር ህንፃ ዓዲ ረመፅ ሆስፒታል ዓዲግራት
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም አብ ዘለዎ ክፍቲ ቦታ አወዳዲሩ ብኮንትራት ክቆፅር ስለዝደሊ ንሕድሕድ አብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቆሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም:: ብሐመድ ምርምር/ ኮንስትራክሽን ቴክኖሎጂ /ናይ ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ወይ ሲቪል IVናይ 7 ዓመት ልምዲስራሕ ዘለዎ/ዋ ወይ ብሐመድ ምርምር/ ኮንስትራክሽን ቴክኖሎጂ /ናይ 10+3 ወይ ሲቪልIII ወይ ናይ ኮሌጅ ዲፕሎማ ናይ 9 ዓመት ልምዲስራሕ ዘለዎ/ዋ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2006 ዓም አብ ዘለዎ ክፍቲ መደባተ ንክትወዳደሩ ምልክታ ይዕድም ተደላይ ክእለት ብድራፍትን ወይ ንድፍን ቅየሳን 10 +3 ወይ ለቨል III ወይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ/ ት ናይ 4 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ ዋ ወይ ብድራፍትን ወይ ንድፍን ቅየሳን ላዕለዋይ /ኣድቫንስ / ዲፕሎማ ወይ ለቨል IV ዝተመረቀ/ ት ናይ 2 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ