ተቆፃፃሪ ሳይት መሃንዲስ

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ
መብርሂ

ምልክታ ንደለይቲ ኩንትራት ቑፃር ስራሕ

ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርት ብዋና ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽን ኣብ ዝትፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ንዝሀንፀን ዘሎ ፕሮጀክትታት ናይ ሳይት ተቆፃፀርቲ ሳይት መሃንዲሳት ብኩንትራት ቆፂሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ንደለይቲ ስራሕ በዚ ምልክታ 'ዚይዕድም::

ዓይነት ስራሕ : ኩንትራት ፕሮጀክት ክሳብ ዝዉዳእ

ስራሕ ልምዲ : 0 ዓመት

ተደላይ ክእለት: 1ይ ዲግሪ ብ ስቪል መሃንደስ

ስራሕ ቦታ

  • መቐለ ምም/ር ህንፃ

  • ፀገዴ ሆስፒታል

  • ኣክሱም መሬት ምም/ር ህንፃ

  • ሽረ መሬት ምም/ር ህንፃ

  • ዓዴት ሆስፒታል

  • እንትጮ ምም/ር ህንፃ

  • ዓዲ ረመፅ ሆስፒታል

  • ዓዲግራት መሬት ምም/ር ህንፃ

  • አፅቢ ሆስፒታል

  • መረብ ለኸ ቲቪቲ

  • ዓዲጉዶም ሆስፒታል

  • ዓዲ ረመፅ ቲቪቲ

  • እንትጮ ሆስፒታል

  • ሰለኽለኻ ሆስፒታል

  • አፅቢ ቲቪቲ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ


 

  • ናይ ምዝገባ እዋን ካብ 26/12/2006 ዓ/ም ክሳብ 30/12/2006ዓ/ም ንትኸታተልቲ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲታት አብ ቢሮና ክፍሊ ቑፅሪ 198

  • ኣብ እዋን ምዝገባ ትምህርቲ መረዳእታን ዋንኡን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ምቕራብ የድሊ

  • ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344 -40 -87 -72 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::


 

Share this Post:
ድሕሪት