ቦምቦ ሰራሕተኛ

ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ መቐለ
መብርሂ

    ንደገ ክፍቲ ስራሕ መደብ ምልከታ

ትካልና ኢ.ቴ .መ እፅዋት ቲሹ ካልቸር ላብራቶሪ ካብዚ ሲዒቡ ቀሪቡ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ክቐፅር ይደሊ::

ተደላዩ ትምህርቲ ----------------- 

ኮሌጅ ዲፕሎማ 10+ 3 ፕላምፒንግ ጀነራል መካኒክ /ኤሌክትሮ መካኒክ

2 ዓመት ብተመሳሳሊ ዝሰርሐ  

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ናይ ቑፃር ኹነታት –-- ንናይ ፕሮጀክት ግዜ መቐለ

አመልከቲ ዘይምለስ ቅዳሕ ናይ ትምህርቲ ደረጃ ስራሕ ልምድን ካልኦትን መረዳእታ ሒዘኩም ብምቕራብ ካብ ዕለት 06/ 04/ 2007 ዓ/ም - 13/ 04 /2007 ዓ/ም ምምዝጋብ ከምትክእሉ ነፍልጥ::

መመዝገቢ ቦታ –-- ፕሮጀክት ኦፊስ ዒላላ ድሕሪ ሱር ኮንስትራክሽን

Share this Post:
ድሕሪት