ኔትዎርክ ቴክኒሻን

ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምምሕዳርን ኣጠቓቅማን መሬት ትግራይ
ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምም/ር ኣጨቓ/መሬት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብተመሳሳሊ ሞያን ብርኪን ስራሕን መሃያን ከዛውርን ክቖፅርን ይደሊ። ተደላይ ኽእለት ብኔትዎርክ ቴክኒሻን ዝተመረቐ/ት ብጂ.ኣይ.ኤስ ሞያ ዘለዎ ልምዲ ምያ ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ብቐዳማይ ዲግሪ ወይ ብቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ብብርኪ V ዝተመረቐ 5+ ዓመት፣ ብማስተርስ ዲግሪ 3+ ኣግባብ ዘለዎ ልመዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ ብተሓሳቢ ፕሳ-1 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኪኢላ ቅየሳ

ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምምሕዳርን ኣጠቓቅማን መሬት ትግራይ
ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምም/ር ኣጨቓ/መሬት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብተመሳሳሊ ሞያን ብርኪን ስራሕን መሃያን ከዛውርን ክቖፅርን ይደሊ። ተደላይ ኽእለት ብቅየሳ /ካሳስተርሐ ብድራፍቲንግ፣ ብኮንስትርክሽን ምህንድስና ካልኦት ተዛመድቲ ዝተመረቐ/ት ስራሕ ልምዲ ብቐዳማይ ዲግሪ 3+ ዓመት ፣ መደብ ስራሕ ብዝሓቶመስመር ሞያ ካብ ቤት ትምህርቲን ቴክኒክን ብ10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ ብኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ 12+ ዓመት ልምዲ ስራሕ ፣ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተረቐ ብ4ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ፡ 10+ ዓመት ልምዲ ስራሕ ብምህንድስና ሙያ ዝተረኸበ ቐዳማይ ዲግሪ ብተሓሳቢ 0 ዓመት ልመዲ ስራሕ
ተወሳኺ ኣንብብ

ላ/ኪኢላ ቅየሳ ካዳስተር

ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምምሕዳርን ኣጠቓቅማን መሬት ትግራይ
ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምም/ር ኣጨቓ/መሬት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብተመሳሳሊ ሞያን ብርኪን ስራሕን መሃያን ከዛውርን ክቖፅርን ይደሊ። ተደላይ ኽእለት ብቅየሳ /ካሳስተርሐ ብድራፍቲንግ፣ ብኮንስትርክሽን ምህንድስና ካልኦት ተዛመድቲ ዝተመረቐ/ት ስራሕ ልምዲ ብቐዳማይ ዲግሪ 7+ ዓመት ብካልኣይ ዲግሪ 6+ ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ

በዓልሞያ ትልምን ምውፋርን ሓይሊሰብ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር
ቤት ፅሕፈት ት/ቲ ክ/ከተማ ዓይደር ኣብ ቤት ፅሕፈት ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብዝውውር ብመደብ መፍለይ ካብ ዝመሓደሩ ስራሕተኛታተት ከወዳዲር ስለዝደሊ ዝወፀ ረቛሒ እተማልኡ ሰራሕተኛታት እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ ተከታተልቲ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ ዓይደር እናቐረብኩም ክትምዝገቡ ከምትክእለየ ነፍልጥ። ተደላይ ትምህርቲ 1ይ ዲግሪ ብማኛጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፓብሊክ ኣድሚኒስትሬሽን ካልኦት ተመሳሰልቲ ዘለዎም ምያታት ዝትመረቐ ተደላይ ክእለት መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ንቐዳማይ ዲግሪ 6+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኣዋጃት ደንብታት መምርሕታት ክልልልና ብደንቢ ዝፈልጥ ብትልምን ምውፋር ወይ ምምሕዳር ሕ/ሰብ እንዳሰርሐ ዝነበረ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኣካውንታት

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ብበጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋሚነት ክቖፅር ወይ ኣብ ተመሳሳሊ ብርኪ ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደብ ኣብ ዝስዕቡ ቅጥዒ ዝተቐመጡ መመዘኒ ረቋሓ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም። ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ትምህርቲ ብኣካውንቲንግ፣ቢዝነስ ኢዱኬሽን ፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ት ኮይኑ/ና ን1ይ ዲግሪ 0 ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ

ሰርቨየር

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ብበጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋሚነት ክቖፅር ወይ ኣብ ተመሳሳሊ ብርኪ ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደብ ኣብ ዝስዕቡ ቅጥዒ ዝተቐመጡ መመዘኒ ረቋሓ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም። ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ትምህርቲ ብሰርቨይንግ/ብሰርቨይንግ ቴክኖሎጂ ወይም ለቨል 3 ዲፕሎማ ናይ 9 ዓመት ልምዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ ወይ ብሰርቨይንግ/ብሰርቨይንግ ቴክኖሎጂ ብላዕለዋይ /ኣድቫንስ/ ዲፕሎማ ወይም ለቨል 4 ናይ 7 ዓመት ልምዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ

ፋይናንስ ምምሕዳር ኦፊሰር

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ብበጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋሚነት ክቖፅር ወይ ኣብ ተመሳሳሊ ብርኪ ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደብ ኣብ ዝስዕቡ ቅጥዒ ዝተቐመጡ መመዘኒ ረቋሓ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም። ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ትምህርቲ ብኣካውንቲንግ፣ቢዝነስ ኢዱኬሽን ፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ት ኮይኑ/ና ን1ይ ዲግሪ 5 ዓመት ወይ ብኣካውንቲንግ፣ቢዝነስ ኢዱኬሽን ፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ት ኮይኑ/ና 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ኣግባብነት ዘለዎ/ዋ ስራሕ ልምዲ ወይ ብኣካውንቲንግ፣ቢዝነስ ኢዱኬሽን ፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት ዲፕሎማ ወይም ብብርኪ 3 ዝተመረቐ/ት ወይም 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወዳአ/ት ናይ --- ኣግባብነት ዘለዎ/ዋ ስራሕ ልምዲ
ተወሳኺ ኣንብብ

ፀሓፊት ምምሕዳር ኦፊሰር

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ
ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ፀሓፊትን ምምሕዳር ኦፊሰር ብኮንትራት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለ ዝደሊ ነዚ ረቋሒ እተማልኡ/ኣ ንኽትወዳደሩ/ራ ይዕድም። ተደላይይ ክእልትን ዓይነት ትምህርትን ናይ ቐደም 12 ክፍሊ ዝወደኣት ወይም ብሓዱሽ ፖሊሲ ትምህርቲ 10ይ ክፈሊ ዝወዳኣት 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10+ ሰርቲፊኬት ዝተመረቐ/ት ወይም ብብርኪ 1 ዝተመረቐ/ት ወይም ቀዳማይ ዓመት ኮሌጅ ዝወዳኣት 6+ ዓመት ስርሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰረት ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብዲፕሎማ ዝተመረቐት ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10+2 ብስርትፊኬት ዝተመረቐት ብብርኪ ዝተመረቐት ወይ 2ይ ዓመት ኮሌጅ ዝተወዳአት 4+ ዓማት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብዲፕሎማ ዝተመረቐት ወይ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10+2 ብስርቲፊኬት ዝተመረቐት ወይ ብብርኪ ዝተመረቐት ወይ 2ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣት 2+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብብርኪ IV ዝተመረቐት ወይ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10+2 ብስርቲፊኬት ዝተመረቐት ወይ ብብርኪ ዝተመረቐት ወይ 4ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣት 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኪኢላ ላይበረርን ዶክሜንቴሽን

ዞባ ደቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ
ዞባ ደቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ዲፕሎማ ልዕሊኡን ብላይብረሪ ሳይንስ ብኣይ.ቲ ልምዲ ዓመት 8 ዓመት ስራሕ ቦታ ዞባ ደ/ምብ/ማእ/ቤ/ፍርዲ መብርሂ ሲኦሲ ብመምርሒ መሰረት
ተወሳኺ ኣንብብ

ኪኢላ ፕላ/ክትትልን መጋባእያ ምም/ርን

ዞባ ደቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ
ዞባ ደቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ዲፕሎማ ልዕሊኡን ብኣይቲ ብኤም.ኣይ.ኤስ ብኮምፒተር ሳይንስ ዝተመረቐ ልምዲ ዓመት 9 ዓመት ስራሕ ቦታ ዞባ ደ/ምብ/ማእ/ቤ/ፍርዲ መብርሂ ሲኦሲ ብመምርሒ መሰረት
ተወሳኺ ኣንብብ