ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ | Job Platform Milkta ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ
ኣካዉንታንት
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይን 2ይ ጊዜ ዝተቃለሐ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ ኣብ ተዘዋዋሪ ፈንድ ካብዚ ብታሕቲ ኣብ ዝተገለፁ ፀ ክፍቲ መደብ ባት ኣወዳዲሩ ብኮንትራት ክቖፅር ስለዝደሊ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቆሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::
ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ኽእለት - ብኣካዉንቲንግ "ብቢዝነስ ኢድኬሽን " ብባንኪንግ ኢንሹራንስ" ብኮኦፓሬቲቭ ኣካዉንቲንግ ቐዳማይ ዲግሪ ናይ 7 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ
ወይ
ብኣካዉንቲንግ "ብቢዝነስ ኢድኬሽን " ብባንኪንግ ኢንሹራንስ " ብኮኦፓሬቲቭ ኣካዉንቲንግ ማስተርስ ዲግሪ ናይ 5 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ
ፀሓፊትን ኦፊስ ምም/ርን
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋምነት ክቆፅር ወይ ኣብ ተመሳሳሊ ብርኪን መሃያን ዘለኩም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስትን ብዝዉዉር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባት ኣብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቆሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም::
ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ኽእለት ብሴክሬታልሪያል ሳይንስን ምም/ር ቢሮን " ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን
ሲንተም " ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጅን ናይ 10ተ2 /ሰርቲፍኬት/ ወይ ለቭል II ናይ 4 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎዋ ወይ ብቅዓት መመዘኒ ዝሐለፈት::
ወይ
- ብሴክሬታልሪያል ሳይንስን ምምር ቢሮን "ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲስተም" ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂን ናይ 10ተ3 ወይ ለቨል III (ዲፕሎማ) ናይ 2 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ COC ወይ ብቅዓት መመዘኒ ዝሐለፈ/ት::
መምህር
ኣካዳሚ ዳዕሮዳዕሮ ኣካዳሚ ን 2007 ዓም ዘመን ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሐበረ ረቆሓ ዝተማልኡ ኣ መምህራን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለ ዝደለየ ካብ ዕለት 18/11/2006 ዓ/ም ክሳብ 5/12/2006 ዓ/ም ዘድሊ መረዳእታ ብምሐዝ ኣብ ዓዲሐ ዝርከብ ቀፅሪ ዳዕሮ ኣካዳሚ ክትምዝገቡ ነተሓሳስብ
ደረጃ ትምህርቲ : 1ይ ዲግሪን ካብኡ ንላዕሊን
ስራሕ ልምዲ : እንተነአሰ ክልተ ዓመት ዝሰርሐን ልዕሊኡን
English
Tigrigna
Mathematics
Chemistry
Physics
General Business
History
Geography
Civics
Technical drawing
Amharic
Economics
Aesthetics
ኪኢላ መረዳእታ ሓይሊሰብ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲላዕ/ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኪኢላ ንብረት ምም/ር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ።
ደረጃ ትምህርቲ
ብማናጅመንት፡ ኢኮኖሚክስ፡ ብስታስቲክስ ዝተመረቐ/ት
ስራል ልምዲ
0 ዓመት ልምዲ ስራሕ
ሲ.ኦ.ሲ ዝምልከቶም መረዳእታ ክቕርቡ ዝክእሉ ጥራሕ ይወዳደሩ
ኪኢላ ንብረት ምምሕዳር
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲላዕ/ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኪኢላ ንብረት ምም/ር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ።
ደረጃ ትምህርቲ
ካብ ዝተፈለጠ ዩኒቨርስቲ ወይም ኮሌጅ ብ.ኤ 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብማተርያል ማናጅመንይት፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ማርኬቲንግ ማናጅመንት፣ ብማናጅመንት ዝተመረቐ/ት
ስራል ልምዲ
መሰረታዊ ናይ ንብረት ምምሕዳር ክእለት ፍልጠት ዘለዎ/ዋ፣ ክተሻባብር ዝክእል ብንብረት ኪኢላነት፣ ብዕደጋ ኪኢላነት፣ ብገንዘብ ተሓዚነት ዝሰርሐ/ት፣ 6+ ዓመትን ልምዲ ስራሕ ዘለዎ ሲ.ኦ.ሲ ዝምልክት ብምምርሒ መሰረት ይፍፀም።
Photocopier And Duplicator
ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየምኒዉ ሚለንየም ዩንቨርስቲ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ስራሕ ኣወዳሪሩ ክቆጽር ይደሊ
ደረጃ ትምህረቲ ዲፕሎማ ብኣዉቶ ኢሌክትሪሻን ወይ ተመሳሳሊ
ስራሕ ልምዲ እንተነአሰ 2 ዓመት ብፎቶ ኮፔርን ዲፕሊከኬትርን
ርክብ ህዝብን ደኮመንቴሽንን
ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅ ነዚ ዝስዕብ መደብ ስራሕ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብዝዉውር ወይ ብቁፃር ክቆፅር ስለዝደለየ ኣብታሕቲ ዘሎ ዝተማልኡ ተወዳደርቲ ክትምዝገቡ ከምትክእሉ እናገለጽና ዝርዝሩ ድማ ከምዝስዕብ ይከዉን
-
ብማናጅመንት ብቆንቆ ብጆርናሊዝም ብሶሶሎጂ ሕጊ ወይ ድማ ተመሳሳሊ ዲፕሎማ ኮይኑ coc ፈተና ዝሐለፈ/ት
-
10ተ2 አግባብ ዘለዎ 9ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ
-
ዲፕሎማ 7ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ
-
መደብ ስራሕ ብዝሐቶ መሰረት ሞያ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ /ት ወይ 4 ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ 5ተ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ
በዓል ሞያ ካሜራ ማን
ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይማልኸል ሓወለቲ ስማእታት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣበ ዝተገለፀ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ናይ ደገ ተወዳደርቲ ኣወዳዲሩ ሰራሕተኛ ክቆፅር ይደሊ።
ብርክን ዓይነት ትምህርቲ
- ብቪድዮን ፎቶን ካሜራን ሰርቲፊኬት ልዕሊኡን ዝተመረቀ
ተደላይ ክእልት
- ድሕሪ ምረቃ እንተነኣሰ በቲ ሞያ ዓመት ልዕሊኡን ኣግባበ ስራሕ ልምዲ
- ፖሊሲን ስትራተጂ መንግስቲ ዝርዳእ
- ንኹሎም ስነ-ምግባር ተገዛኢ ዝኮነ/ዝኮነት
- ብጉጅለ ስራሕ ዝኣምን
- ናይ ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ/ዋ
ላብራቶሪ ቴክኒሻል
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም አብ ዘለዎ ክፍቲ ቦታ አወዳዲሩ ብኮንትራት ክቆፅር ስለዝደሊ ንሕድሕድ አብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቆሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::
-
ብሐመድ ምርምር/ ኮንስትራክሽን ቴክኖሎጂ /ናይ ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ወይ ሲቪል IVናይ 7 ዓመት ልምዲስራሕ ዘለዎ/ዋ
ወይ
-
ብሐመድ ምርምር/ ኮንስትራክሽን ቴክኖሎጂ /ናይ 10+3 ወይ ሲቪልIII ወይ ናይ ኮሌጅ ዲፕሎማ ናይ 9 ዓመት ልምዲስራሕ ዘለዎ/ዋ
ኪኢላ ጥቕማ ጥቕሚን ትልምን ምውፋርን ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ
ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትገራይ ካብዚ ብታሕቲ ብዝተዘርዘሩ ሞያታት ሰራሐተኛታት ኣወዳዲሩ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ኮሌጅና ብቀዋሚነት ኣወዳዲሩ ከዕቢ ስለዝደሊ ክተወዳደሩ እትደልዩ ሰራሕ ደለይቲ በቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝቀረበ ዝርዝር መረዳእታ ንክትምዝገቡ ይዕድም።
ፅሑፋት ምድልው ስልጠና ምሃብን ዝክእል ብስነ-ምግባሩ ኣርኣያ ዝኮነን ንለውጢ ዝተቐረበ ኮይኑ ብማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፐብሊክ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ፣ ሶሾሎጂነ ሕግብ ካልኦት ተመሳሰልትን
-
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ክባ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ ስራሕ ልምዲ 14 ዓመት
-
መደብ ስረሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ
4ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ ስራሕ ልምዲ 12 ዓመት
-
መደብ ሰራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ቀዳማይ ዲግሪ ዝተመረቀ ስራሕ ልመዲ 6 ዓመት