ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ | Job Platform Milkta ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ
ፀሓፊት ምምሕዳር ኦፊሰር
ሆስፒታል መቐለሆስፒታል መቐለ ፀሓፊት ብቐዋሚነት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ሮቋሒታት እተማሊኡ/ላ ንክትወዳደርይ ዕድም።
ተደላይ ክእለት
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰረት ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሙያን 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ሳይንስ ፣ ብሴክሬታርያል ኦፊሰር ማናጅመንት ኣይቲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ኮሌጅ ብዲግሪ ዝተመረቐት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ኣይንስ ብሴክሬታሪያል ኢፊሰር ማናጅመንት
ስራሕ ልምዲ
መስመር ሙያ ብዝሓቶ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
መስመር ሙያ ብዝሓቶ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
ኣካውንታት
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ብታሕቲ ኣብ ዝተገለፁ/ፀ/ ክፍቲ መደብ/ባት/ ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ክቆፅር ይደሊ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቑሓ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም።
ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ኽእለት
- ብኣካውንቲንግ፣ ብቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ብባንኪንግ ኢንሹራንስን፣ ብኮኦፖሬቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ብማናጅመነት ቐዳማይ ዲግሪ ናይ 0 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ
ሹፈር
ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ትገራይ ንዘለዎ መደባት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
- 5ይ ክፍሊ ዝወደኣ 9 ዓመት፣6ይ ክፍሊ ዝወደኣ 7 ዓመት፣ 7ይ ክፍሊ ዝወደኣ 5 ዓመት፣ 8 ክፍሊ ዝወደኣ 4 ዓመት ዘለዋን ሳልሳይ ብረኪ መዘወሪ ፍቓድ ዘለዎ
ማ/ከ/ሓበሬታ
ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ትገራይ ንዘለዎ መደባት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
-
ቱሪዝም ማናጅመንት፣ ቱሪዝም ማርኬቲንግ፣ ጆርናሊዝም፣ ቋንቋ ዝተመረቀ 5+ዓመት ንማስተር 3+ ዓመት በቲ ሙያ ዝሰርሐ
ጀ/ከ/ሓበሬታ
ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ትገራይ ንዘለዎ መደባት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
-
ቱሪዝም ማናጅመንት፣ ቱሪዝም ማርኬቲንግ፣ ጆርናሊዝም፣ ቋንቋ ዝተመረቀ 4+ዓመት ንማስተር 2 ዓመት በቲ ሙያ ዝሰርሐ
ፀሓፊትን ንብረት ምምሕዳርን
ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ትገራይ ንዘለዎ መደባት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
- ብሰክራታርያል ሳይንስ፣ ኦፊስ ህኋሀ ምምሕዳርን ካብ ቴክኒክን ሙያን ብዲፕሎማ ወይም 1የ ዲግሪ 6+ዓመት ዝሰርሐ/ት
ኪኢላ ዕደጋ
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም
ትምህርቲ ደረጃ
ቀዳማይ ዲግሪ ልዕሊኡን
ብኣካውንቲንግ፣ ብማናጅመንት፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብፐብሊክ ፕሮክሩመንት፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ኢዲኬሽን፣ ብኮኦፖረቲቭ
ቀደማ ዲግሪ 6+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
ካልኣይ ዲግሪ 4+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ
መጋባእያ ፀሓፊ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲላዕ/ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደበ ኣብ ዞባ መቐለ ማእ/ቤት ፍርዲ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብኮንትራት ክቆፅር ይደሊ።
ዲግሪ
ሕጊ ወይ ማናጅመንት
ኪኢላ ች/ትራንክራይቭር
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲላዕ/ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደበ ኣብ ዞባ መቐለ ማእ/ቤት ፍርዲ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብኮንትራት ክቆፅር ይደሊ።
ዲግሪ
ኣይቲ፣ ኤም.ኣይ.ኤስ፣ ኮምፒተር ሳይንስ
ሓላፊ መምርሒ ዕድጊትን ቐረብን
ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ዝውውር፣ ብቁፃር ብቅደም ሰዓብ ሓይሊ ሰብ ብቋምነት ከማልእ ይደሊ
ት/ቲ ደረጃ
- ቢ.ኤ
- ኤም.ኤ
ዓይነት ሞያ
- ብፐርቴዝንግ፣ ማናጅመንት፣ ኣካውንቲንግ፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ቢዝነዝ ኣድመንስትሬሽን
ስራሕ ልምዲ
- 6 ዓመት ቢ.ኤ
- 4 ዓመት ንኤም.ኤ
መብርሂ
- ፅቡቕ ስነ-ምግባር ዘለዎ/ዋ