ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም

መብርሂ

ኒዉ ሚለንየም ዩንቨርስቲ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ስራሕ ኣወዳሪሩ ክቆጽር ይደሊ

ደረጃ ትምህረቲ ዲፕሎማ ብኣዉቶ ኢሌክትሪሻን ወይ ተመሳሳሊ

ስራሕ ልምዲ እንተነአሰ 2 ዓመት ብፎቶ ኮፔርን ዲፕሊከኬትርን

ትምህርቲ ደረጃ

ተደላይይ ክእለት

ልምዲ ስራሕ

መተሓሳሰቢ

አመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኩም ስራሕ ልምድኩምን CVን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሐዝ ናብ መቐለ ዋና ካምፓስ ኒዉ ሚለንየም ዪኒቨርስቲ ኮሌጅ ፐርሰኔል ካብ 16/11/2006 ዓ/ም- 22/11/2006 ዓ/ም ክሳብ 12:00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ትክእሉ ምኮንኩም ነተሐሳስብ

ንተወሳኪ ሐበሬታ

0344410465