ፀሓፊትን ምምሕዳር ኦፊስን

ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ

ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሐተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ድሌት ዘለኩም ተወዳደርቲ ክተመልክቱ ንዕድም

ተወሳኺ ኣንብብ

ፀሓፊትን ዶክመንተሽነን

ትግራይ ኩሉሓቆፍ ናይ ዕደጋ ፈዴራሽን ሓ/ዝ/ው/ማ

ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ነዚ ክፍቲ ሰራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ተወሳኺ ኣንብብ

ፀሓፊት ምምሕዳር ኦፊስር

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ተወሳኺ ኣንብብ

ሰራሕትኛ ሪከርድን ማህድርን

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር

ድምፂ ወያነ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊÂ Â

ተወሳኺ ኣንብብ

ፀሓፊት

ኣክሱም ኣካዳሚ መቐለ

ኣክሱም አካዳሚ ብዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ሰለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ስራሕ መደባት ክትወዳደሩ ንዕድም

ተወሳኺ ኣንብብ

ሴክራተሪ

ሓርበል ንግድን ኢንዱስትሪን ሓ. ዝተ. ዉ .ማሕበር

ትካልና  ሓርበል ንግድን ኢንዱስትሪን ሓ. ዝተ. ዉ .ኩባንያ ስፓ ናይ ተፈጥሮ ፍልፍል ማይ ስዒቡ ንዘሎ ዘማልእ ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ተወሳኺ ኣንብብ

ስቶር ኪፐር

ፋብሪካ ቴራዞ/ማቶኔላ ኣሃዱ

 

                                        ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ

ትካልና ኣሃዱ ቴራዞ /ማቴኔላ  ፋብሪካ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ስራሕ መደብ አመልከትቲ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ተወሳኺ ኣንብብ

ኦፊስ ኣድሚኒስትሬተር (ኤግዚቲቭ)

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

ንኻልኣይ  ግዘ  ዝወፀ  ናይ  ስራሕ  ምልክታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ  ቐፂሉ  ዘሎ ክፍቲ  መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታት  ኣወዳዲሩ  ነቲ  ስራሕ ኣማሊኡ ዝተረኸበ ክትቆፅር  ትደሊ   በዚ  መሰረት  ክትቑፀራ/ ሩ  ትደልያ /ዩ  ደለይቲ  ስራሕ  ክተመልክታ /ቱ  ትዕድም::

ተወሳኺ ኣንብብ

ላይብረርያን /ዴክመንቴሽን/

ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋ/ወይን

                           ን 2ይ ግዜ   ዝወፀ  ምልክታ
ዋና ቤት  ፅሕፈት  ምስንዳእ  ጋ /ወይን  ንዘለዎ  ክፍቲ  ናይ  ስራሕ  መደብ  ሰራሕተኛታት  ኣወዳዲሩ  ክቆፅር  ስለዝደለየ  ነዞም  ዝስዕቡ  ክፍቲ  ናይ  ስራሕ  መደብ  ዘድሊ  መዐቀኒታት  ክተማልኡ    ትክእሉ  ኣብ ዋና  ቤት ፅሕፈት  ምስንዳእ  ጋዜጣ    ወይን  እናመፃእኩም   ክትምዝገቡ  ትክእሉ ::

ተደላይ ክእለትን ከማልኦ ዝግባእን --- ብላብረርያን ሳይንስ ወይ ብተመሳሳሊ ሞያ ብዲፕሎማ ዝተመረቐ

ስራሕ ልምዲ ----- 3 ዓመት በቲ ሞያ ዘገልገለ

 

መብርሂ

  • ሙሉእ ዋሕስ ከቅርብ ዝክእል

  • ካብ ዝኾነ ዓይነት ገበን ነፃ ዝኾነ

ተወሳኺ ኣንብብ

ኪኢላ ዲዛይ ግራፊክስ

ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትገራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ክቖፅር ስለዝደሉ ንስራሕ ደለይቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም።

ብርኪ ትምህርቲ

ንቴክኒክን ሞያን 10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት

ንዝኮነ ይኩን ማሕበራዊ ሳይንስ ዝተመረቐት ብፍላይ ንቋንቋን ስነ-“ሑፍን ብጋዜጣኝነት ማስ ኮሙኒኬሽን ዝተመረቐ/ት ቀዳማይነት ይወሃቦ

  • ፅቡቕ ክእልት ምፅሓፍ ዘለዎ/ዋ

  • ኩሉ መዳይ ብቕዓት ር/ህዝብን ዘለዋ

  • ኣብ ፖሊሲን ስትርተጂን መንግስቲ ንፁር ግንዛበ ዘዘለዎ/ ብጉፍለኣዊ ስርሕን ውፅኢትን ዝኣምን/ን

  • 12+ ዓመት በቲ ሞያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

  • ካብ ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 4ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ/ኣት

  • ኩሉ መዳይ ብቕዓት ር/ህዝብን ዘለዋ

  • ኣብ ፖሊሲን ስትርተጂን መንግስቲ ንፁር ግንዛበ ዘዘለዎ/ ብጉፍለኣዊ ስርሕን ውፅኢትን ዝኣምን/ን

  • 10+ ዓመት በቲ ሞያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

ተወሳኺ ኣንብብ