ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

መብርሂ

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

መደብ ብዝሓቶ መስመር መያ ካብ ቴክኒክን ሞያን ብ 10 +3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀት ወይ ብብርኪ III 2 ዓመት ብብርኪ IV 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ

ተደላይይ ክእለት

መደብ ብዝሓቶ መስመር መያ ካብ ቴክኒክን ሞያን ብ 10 +3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀት ወይ ብብርኪ III 2 ዓመት ብብርኪ IV 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ

ልምዲ ስራሕ

ብብርኪ III 2 ዓመት

ብብርኪ IV 0 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 10 /10 /2008 ዓም ክሳብ 20 /10 /2008 ዓም ቢሮ ቁፅሪ 261

ካብ ታሕሳስ 2000 ዓም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝወደአ ናይ ሞያ ብቅዓት ሲኦሲ መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል ኦርጀናልን ፎቶኮፐንÂ ከቅርብ ዝክእል