ኪኢላ ክትትልን ገምጋምን

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትገራይ ቐፂሉ ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ብቋሚነት ክቅፃር ወይ ብዝውውር ከምድብ ስለዝደሊ ንውድድር ይዕድም።

ተዳላይ ክእለት

  • ብቑዕ ናይ ክትትልን ገምጋምን ክእለት ፍልጠትን ዘሎዎ ብስነ-ምግባሩ ምስጉን ዝኾነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒዩተር ክእለት ዘለዎ ብኢኮኖሚክስ፣ ብሕርሻ ኢኮኖሚክስ ብስታስቲክስ፣ ሪጅናል ፕላኒንግ፣ ብሶስዮሎጂ፣ ብማናጅመንት፣ ብጂኦግራፊ፣ ኢዱኬሽናል ፕላኒንግ፣ ኣግሪካልቸራል ኤክስቴሽን፣ ኣርባን ፕላኒግ፣ ፖለቲካል ሳይንስ፣ ኢንተርናሽናል ሪሌሽን፣ እፅዋት ሳይንስ፣ ልምዓት ዘራእቲ ካልኢት ዲቨሎፕመንት ስታዲስ

  • ቀዳማይ ዲግሪ ብዝተጠቐሰ ሙያ 6 ዓመት ስራሕ ልመዲ

  • ካልኣይ ዲግሪ ብዝተጠቐሰ ሙያ 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ ኮይኑ

 

ተወሳኺ ኣንብብ

ፀሓፊት

ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል

መርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ ካብዚ ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ ክፍቲ መደብ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሉ

 

ተደላይይ ክእለት 

ዲፕሎማ

  • ብSSOM
  • ብIT
ተወሳኺ ኣንብብ

ፀሓፊት ምምሕዳር ኦፊሰር

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

ንውሽጢ ስራሕተኛታት ዝወፀ ዕብየት ብርኪ

  • ንቢሮ ሰ/ማ/ጉዳይ ክ/ትግራይ

  • ንዞባ መቐለ ሰ/ማ/ጉዳይ

  • ንኩለን ወረዳታት ሰ/ማ/ጉዳይ ቤት ፅሕፈት

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ መደብ ሰራሕኛታት ኣወዳዲሩ ውሽጢ ዕብየት ብርኪ ክህብ ይደሊ።

 

ዓይነት ትምህርቲ

ብሴክሪታሪያል ሳይንስ ኦፊስ ማናጅመንት

ብኮምፒተር ሳይንስ /ኣይ.ቲ/ ዲፕሎማ ዘለዎ/ዋ

 

ተደላይ ክእለት

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ሰራሕ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ወይ ብብርኪ III 6 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ/ዋ ሰራሕ ልመዲ

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ስራሕ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ወይ ብብርኪ III 4 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ/ዋ ሰራሕ ልመዲ


 

ተወሳኺ ኣንብብ

ፋይናንስ ምም/ር ኦፊሰር

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ክልል ትግራይ

ቢሮ ል/ከ/ንግ/ኢንዱስትሪን ክልል ትገራይ ዝስዕብ ክፍቲ ሰራሕ መደብ ሰራሕነኛ ኣወዳዲሩ ከዕቢ፣ ክዛውር፣ ክቖፅርን ይደሊ


 

ተደላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲን

BA ወይ ዲፐሎማ ብኣካውንቲንግ፣ ቢዝነስ ኢዲኬሽን፣ ባንኪ ኢንሺራንስን ኮኦፕሬቲቭ ኣካውንቲንግ

  • መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐ ወይም ካብ ኮሎጅ ዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 3 ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ 9 ዓመት ስራሕ ልመዲ

  • መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ብብርኪ IV ዝተመረቐ ወይ ካብ ኮሎጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 4+ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ 7 ዓመት ስራሕ ልመዲ

  • መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ባችለር/ቀዳማይ ዲግሪ/ ወይ ካብ ቴክኒክን ሙያን ት/ቲን ስልጠናን ብብርኪ V ዝተመረቐ 5 ዓመት ስራሕ ልመዲ

  • መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ማስተርስ/ካልኣይ ዲግሪ/ 3 ዓመት ስራሕ ዘለዎን ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ


 

ተወሳኺ ኣንብብ