ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ

መብርሂ

ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ሲንየር አካውንታንት ብብርኪ ዕብየት ብውሽጥን ደገን ዝ ውውር ወይ ደማ ብ ቑ ፃር ሰራሕተኛታጥ ኣውዳዲሩ ብሓይሊ ብሓይሊ ሰብ ክማልእ ስለዝደሊ ንተውዳደርቲ ምልክታዚ ያዕድም 

 

ብኣካውንቲንግ ብቢዝነዝ ኢዱኬሽን ብባንክን ኢንሹራንስ ብኦኮረቭ አካውንቲግ ወይ ተመሳሳሊ ቀዳማይ ድግሪ 7 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዋ ወይ ድማ በቶም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ዓይነታ ት ትምህርቲ ማስተር (2ይ ዲግሪ) 5 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኮምፒተር ክእለት ወሳኒ እዩ ::

ትምህርቲ ደረጃ

ተደላይይ ክእለት

ልምዲ ስራሕ

መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  • ናይ ምዝገባ እዋን ካን ዕለት 15/04/2006--21/04/2006 ዓ/ም ንትኸታታሊ 5+ ናይ ስራሕ መዓልቲ

  • ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ቢሮና 3ይ ደብሪ ክፍሊ ቑፅሪ 198 ኣብ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ /HRM/ ብስራሕ ሰዓት

  • ኣብ እዋን ምዝገባ ትምህርቲ መረዳእታ ዋኑኡን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ሲ.ኦ.ሲ. ዝምልክተኩም ሒዝካ ምቕራብ የድሊ

  • ተወሳኺ ሓበሬታ እንተደሊዩ ብስልኪ ቑፅሪ 03-44-40-87-72 ምድዋል ይከኣል እዩ

  • እንርከበሉ ቢሮ መንገዲ እንዳገብሪኤል ፊት ንፈት ማይክሮ ፋይናንስ ኣብዘሎ ኮምፕለክስ ህንፃ ውሽጢ ንርከብ

 

 

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን