ሆስፒታል መቐለ
ሆስፒታል መቐለ ፀሓፊት ብቐዋሚነት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ሮቋሒታት እተማሊኡ/ላ ንክትወዳደርይ ዕድም። ተደላይ ክእለት መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰረት ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሙያን 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ሳይንስ ፣ ብሴክሬታርያል ኦፊሰር ማናጅመንት ኣይቲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ኮሌጅ ብዲግሪ ዝተመረቐት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ኣይንስ ብሴክሬታሪያል ኢፊሰር ማናጅመንት ስራሕ ልምዲ መስመር ሙያ ብዝሓቶ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ መስመር ሙያ ብዝሓቶ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ብታሕቲ ኣብ ዝተገለፁ/ፀ/ ክፍቲ መደብ/ባት/ ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ክቆፅር ይደሊ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቑሓ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም። ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ኽእለት ብኣካውንቲንግ፣ ብቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ብባንኪንግ ኢንሹራንስን፣ ብኮኦፖሬቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ብማናጅመነት ቐዳማይ ዲግሪ ናይ 0 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ
ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ትገራይ ንዘለዎ መደባት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ 5ይ ክፍሊ ዝወደኣ 9 ዓመት፣6ይ ክፍሊ ዝወደኣ 7 ዓመት፣ 7ይ ክፍሊ ዝወደኣ 5 ዓመት፣ 8 ክፍሊ ዝወደኣ 4 ዓመት ዘለዋን ሳልሳይ ብረኪ መዘወሪ ፍቓድ ዘለዎ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ
ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ትገራይ ንዘለዎ መደባት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ቱሪዝም ማናጅመንት፣ ቱሪዝም ማርኬቲንግ፣ ጆርናሊዝም፣ ቋንቋ ዝተመረቀ 5+ዓመት ንማስተር 3+ ዓመት በቲ ሙያ ዝሰርሐ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ
ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ትገራይ ንዘለዎ መደባት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ቱሪዝም ማናጅመንት፣ ቱሪዝም ማርኬቲንግ፣ ጆርናሊዝም፣ ቋንቋ ዝተመረቀ 4+ዓመት ንማስተር 2 ዓመት በቲ ሙያ ዝሰርሐ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ
ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ትገራይ ንዘለዎ መደባት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ብሰክራታርያል ሳይንስ፣ ኦፊስ ህኋሀ ምምሕዳርን ካብ ቴክኒክን ሙያን ብዲፕሎማ ወይም 1የ ዲግሪ 6+ዓመት ዝሰርሐ/ት  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም ትምህርቲ ደረጃ ቀዳማይ ዲግሪ ልዕሊኡን ብኣካውንቲንግ፣ ብማናጅመንት፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብፐብሊክ ፕሮክሩመንት፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ኢዲኬሽን፣ ብኮኦፖረቲቭ ቀደማ ዲግሪ 6+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ካልኣይ ዲግሪ 4+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ
ተወሳኺ ኣንብብ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
ላዕ/ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደበ ኣብ ዞባ መቐለ ማእ/ቤት ፍርዲ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብኮንትራት ክቆፅር ይደሊ። ዲግሪ ሕጊ ወይ ማናጅመንት
ተወሳኺ ኣንብብ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
ላዕ/ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደበ ኣብ ዞባ መቐለ ማእ/ቤት ፍርዲ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብኮንትራት ክቆፅር ይደሊ። ዲግሪ ኣይቲ፣ ኤም.ኣይ.ኤስ፣ ኮምፒተር ሳይንስ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ
ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ዝውውር፣ ብቁፃር ብቅደም ሰዓብ ሓይሊ ሰብ ብቋምነት ከማልእ ይደሊ ት/ቲ ደረጃ ቢ.ኤ ኤም.ኤ ዓይነት ሞያ ብፐርቴዝንግ፣ ማናጅመንት፣ ኣካውንቲንግ፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ቢዝነዝ ኣድመንስትሬሽን ስራሕ ልምዲ 6 ዓመት ቢ.ኤ 4 ዓመት ንኤም.ኤ መብርሂ ፅቡቕ ስነ-ምግባር ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ