መጋባእያ ፀሓፊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
መብርሂ

ላዕ/ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደበ ኣብ ዞባ መቐለ ማእ/ቤት ፍርዲ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብኮንትራት ክቆፅር ይደሊ።

ዲግሪ

ሕጊ ወይ ማናጅመንት

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ነዚ ረቋሒ ተማልኡ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5+ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናል መረዳእታ ምስ ዘይምለሰ ኮፒ ብምሓዝ ክትምዝገቡ እንገለፅና መመዝገቢ ቦታ ኣብ ላ/ቤ/ክ/ትግራይ ቁፅሪ 22 ምዃኑ ንሕብር

ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ዝገለፅ ምዃኑ ብተወሳኪ ንገልፅ።

Share this Post:
ድሕሪት