ፀሓፊት ምምሕዳር ኦፊሰር

ሆስፒታል መቐለ
መብርሂ

ሆስፒታል መቐለ ፀሓፊት ብቐዋሚነት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ሮቋሒታት እተማሊኡ/ላ ንክትወዳደርይ ዕድም።

ተደላይ ክእለት

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰረት ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሙያን 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ሳይንስ ፣ ብሴክሬታርያል ኦፊሰር ማናጅመንት ኣይቲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ኮሌጅ ብዲግሪ ዝተመረቐት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ኣይንስ ብሴክሬታሪያል ኢፊሰር ማናጅመንት

ስራሕ ልምዲ

መስመር ሙያ ብዝሓቶ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ

መስመር ሙያ ብዝሓቶ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  • ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 21-30/08/06 ዓ/ም
  • ሲኦሲ ዝሓለፍኩም ውጽኢት ከምፅእ ዝኽእሉ
  • ናይ ምዝገባ ኣብ መቐለ ሆስፒታል ደ/ከ/ሰ/ኣ/ሰ/ሓ/ሰብ ኣብ ስራሕ ሰዓት
  • ተወዳደርቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጂናልን ኮፒን ክላሰር ከቕርብ ዝክእል 
Share this Post:
ድሕሪት