ማ/ከ/ሓበሬታ

ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ
መብርሂ

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ትገራይ ንዘለዎ መደባት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

  • ቱሪዝም ማናጅመንት፣ ቱሪዝም ማርኬቲንግ፣ ጆርናሊዝም፣ ቋንቋ ዝተመረቀ 5+ዓመት ንማስተር 3+ ዓመት በቲ ሙያ ዝሰርሐ


 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
  • ናይ ምዝገባ ቦታ አብረሃም ደስታ ህንፃ ፊት ንፊት ፎቶ ደስታ ኤጀንሲ ባህልን ትሪዝምን ትግራይ 1ይ ደብሪ
  • ናይ ምዝገባ ዕለት እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ይካየድ።
  • ሲኦሲ ዝምልከቶ ክቕርብ ይግባእ 
Share this Post:
ድሕሪት