ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
ሆስፒታል መቐለ ፀሓፊት ብቐዋሚነት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ሮቋሒታት እተማሊኡ/ላ ንክትወዳደርይ ዕድም። ተደላይ ክእለት መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰረት ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሙያን 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ሳይንስ ፣ ብሴክሬታርያል ኦፊሰር ማናጅመንት ኣይቲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ኮሌጅ ብዲግሪ ዝተመረቐት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ኣይንስ ብሴክሬታሪያል ኢፊሰር ማናጅመንት ስራሕ ልምዲ መስመር ሙያ ብዝሓቶ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ መስመር ሙያ ብዝሓቶ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
ተደላይ ክእለት   ብማናጅመንት፤ ማርኬቲንግ ዝተመረቀ/ት ናይ ንብረት ኣተሓዳድራን ክንክን ልምዲ ዘለዎ/ዋ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእልት ዘለዋ ዝግጁ ዝከለ ብስነ-ምግባሩ መርኣያ ዝኮነ ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰረት 6+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎዋ/ ወርሓዊ መሃያ 2934.00 ዘድሊ በዝሒ 1
ተወሳኺ ኣንብብ