ዩንቨርስቲ መቐለ
ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ ስራሕ ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መመልከቲ ነቲ ዝተቀመጠ ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትምዝገቡ እትክእሉ ምካኑ ንሕብር
ተወሳኺ ኣንብብ

ዩንቨርስቲ መቐለ
ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ ስራሕ ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መመልከቲ ነቲ ዝተቀመጠ ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትምዝገቡ እትክእሉ ምካኑ ንሕብር
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ
ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን ክልል ትግራይ ኣብ ክ ስ አጠ ሃፍቲ ተፈጥሮ ንኡስ ከይዲ ስራሕ    ማሕበረሰብ ስራሕቲ     (public works)   መሰረተ ልምዓት በዓል ሞያ (infrastructure expert) ብኮንትራት ክቆፅር ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሓተቱ ረቀሕታት ዝተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ተወሳኺ ኣንብብ

ፍር ስዋኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ
ትካልና  ፍረስዉኣት ኢንዳስትርያል ሓ ∙ዝ ∙ዉ ∙ማ ንሓዱሽ ዎርክሾፕ ካብዚ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደበኛ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ
ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይና ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ብቀዋምነት ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/
ዞባ ክልል ስትፍ ህወሓት ቤት ፅሕፈት ሓደ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ በዚ ዝስዕብ ረቀሒ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
ቢሮ  ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ደገ ዝዉፀ ቁፃረር ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ሲዒቡ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ
ትካል ፍረ ስዉኣት ኢንዳስትርያል ሓ. ዝ .ዉ .ማ ንሓዱሽ ወርክሾፕ ብዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ
ኣደዳይ  ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ጨንፈር መቀለ ስራሕ ንደለይቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቀሒ ተማልኡ ኣድላይ መመዘኒ ብምቅራብ ትምዝገቡ ንዕድም
ተወሳኺ ኣንብብ