ዕዳጋ ኪኢላ

ዩንቨርስቲ መቐለ
መብርሂ

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ ስራሕ ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መመልከቲ ነቲ ዝተቀመጠ ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትምዝገቡ እትክእሉ ምካኑ ንሕብር

ትምህርቲ ደረጃ

ብ purchasing and supply ,management ,cooperative business management ወይ ብተመሳሳሊ ሙያ ዲፕሎማ እና ልዕሊኡ

ተደላይይ ክእለት

ብ purchasing and supply ,management ,cooperative business management

ወይ ብተመሳሳሊ ሙያ ዲፕሎማ እና ልዕሊኡ

ልምዲ ስራሕ

2 ዓመትን ልዕሊኡን ቀጥታ በቲ ሙያ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ

መተሓሳሰቢ

ጥቅማጥቅሚ :ሞባይ ካርድ 100

ንምዝገባ ዘድሊ ዶክመንት ኦርጂናል ናይ ትምህርቲን ስራሕን ልምድን መረዳእታ ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ

መመዝገቢ ዕለት ካብ 21/ 05/ 2008 ክሳብ 25 /05 /2008 ቅድሚ ሰዓትን ኣብ ስራሕ ሰዓት

መመዝገቢ ቦታ መቀለ ዩኒቨርሲቲ ዋና ግቢ ቤት ፅሕፈት ማሕበር

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለትን ቦታን 25 05 2008 ሰዓት 830 ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቀለ ዋና ግቢ ቤት ፅሕፈት ማሕበር

ንተወሳኪ ሓበሬታ

251948469074

Share this Post:
ድሕሪት