ናይ ትእዛዝ ትኬት ተቆፃፃሪ

ዩንቨርስቲ መቐለ
መብርሂ

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ ስራሕ ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መመልከቲ ነቲ ዝተቀመጠ ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትምዝገቡ እትክእሉ ምካኑ ንሕብር

ትምህርቲ ደረጃ

10ይ ክፍሊን ልዕሊኡን

ተደላይይ ክእለት

10ይ ክፍሊን ልዕሊኡን

ልምዲ ስራሕ

1ዓመትን ልዕሊኡን በቲ ሙያ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ዋ

መተሓሳሰቢ

ጥቅማጥቅሚ ምግቢ

ንምዝገባ ዘድሊ ዶክመንት ኦርጂናል ናይ ትምህርቲን ስራሕን ልምድን መረዳእታ ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ

መመዝገቢ ዕለት ካብ 21/ 05/ 2008 ክሳብ 25 /05 /2008 ቅድሚ ሰዓትን ኣብ ስራሕ ሰዓት

መመዝገቢ ቦታ መቀለ ዩኒቨርሲቲ ዋና ግቢ ቤት ፅሕፈት ማሕበር

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለትን ቦታን 25 05 2008 ሰዓት 830 ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቀለ ዋና ግቢ ቤት ፅሕፈት ማሕበር

ንተወሳኪ ሓበሬታ

251948469074

Share this Post:
ድሕሪት