ርእሰ መምህር (Principal)

ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል
መብርሂ

መርሲፋል ፓራዳዝ ኣካዳሚ (መሉእ 1ይ ን2ይ ደረጃ መሰናድኦን ቤት ትመህርቲ) ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ መደብ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብቆዋምነት ክቆፅር ይደሊ::

 

ደረጃ ትመህርቲ ዲግሪ (BA)

  • ብምምሕዳር ትምህረቲ ዝተመረቐ

  • ልምዲ ስራሕ 4 ዓመትን ልዕሊኡን

ደረጃ ትመህርቲ ዲግሪ BED

  • ብዝኮነ ዓይነት ትምህረቲ ብመምህረነት ዝተመረቐ

  • ልምዲ ስራሕ 10 ዓመትን ልዕሊኡን

ደረጃ ትመህርቲ

  • ካልኣይ ዲግሪ ብምምሕዳር ዝተመረቀት

  • ልምዲ ስራሕ 2 ዓመትን ልዕሊኡን

(MA In EDU Leadership and management )

(MA In EDU planning and management )

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ኣብ ለዕሊ ዝተጠቀሱ ረቆሒታት ዝተማልኡ ኣመልከቲ ዘይመለስ ፎቶ ኮፒ መሉእ መረዳእታ ትምሀርተኩም መረዳእታ ልምዲ ስራሕኩምን መለለይ ካርድኩምን ብምሓዝ እዚ ምልከታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ቤት ትምህረተና ንከተመዝገቡ ንላቦ::

Share this Post:
ድሕሪት