ላይብረርያን /ዴክመንቴሽን/

ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋ/ወይን
መብርሂ

                           ን 2ይ ግዜ   ዝወፀ  ምልክታ
ዋና ቤት  ፅሕፈት  ምስንዳእ  ጋ /ወይን  ንዘለዎ  ክፍቲ  ናይ  ስራሕ  መደብ  ሰራሕተኛታት  ኣወዳዲሩ  ክቆፅር  ስለዝደለየ  ነዞም  ዝስዕቡ  ክፍቲ  ናይ  ስራሕ  መደብ  ዘድሊ  መዐቀኒታት  ክተማልኡ    ትክእሉ  ኣብ ዋና  ቤት ፅሕፈት  ምስንዳእ  ጋዜጣ    ወይን  እናመፃእኩም   ክትምዝገቡ  ትክእሉ ::

ተደላይ ክእለትን ከማልኦ ዝግባእን --- ብላብረርያን ሳይንስ ወይ ብተመሳሳሊ ሞያ ብዲፕሎማ ዝተመረቐ

ስራሕ ልምዲ ----- 3 ዓመት በቲ ሞያ ዘገልገለ

 

መብርሂ

  • ሙሉእ ዋሕስ ከቅርብ ዝክእል

  • ካብ ዝኾነ ዓይነት ገበን ነፃ ዝኾነ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
  • ናይ ምዝገባ ሰዓት ካብ 18/12/2006 ዓ/ም ክሳብ 25/12/2006 ዓ/ም ኣብ ጉና ህንፃ ዋና ቤት ፅሕፈት ም/ጋ/ወይን ምም/ር ሐይሊ ሰብ ቑ ቢሮ 6

  • ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት 27/12/2006ዓም ሰዓት 8:30


 

 


 

Share this Post:
ድሕሪት