ዋርድያ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
መብርሂ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ርክብ-ህዝቢ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ብዙይ መሰረት ነቲ መደብ ሮቓሒ ተማልኡ ንክትወዳዲሩ ቡዘይ ምልክታ ይዕድም።

ትምህርቲ ደረጃ

  1. 6ይ ክፍሊ ዘጠናቐቐ
  2. 5ይ ክፍሊ ዘጠናቐቐ
  3. 4ይ ክፍሉ ዘጠናቐቐ

ስራሕ ልመዲ

  1. 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ
  2. 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ
  3. 4 ዓመት ስራሕ ልምዲ
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መመዘኒ ሮቛሒ ተማልኡ ክትምዝገቡ እናዓደምና

  1. ተወዳደርቲ ዘለዎም ትምህርቲ መረዳእታ ዋናን ምስ ዘይምለስ ኮፒ ከቕርቡ ይግባእ
  2. ተወዳደርቲ ስርዝር ዝህብዎ ዝደልዩ ተወዳኪ መረዳእታት ከተሓሓዝ ይካእል እዩ
  3. ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ፋይንንስ ቁፅሪ 1-6
  4. ናይ ምዝገባ ዕለት ክሳብ 08/07/2006 ዓ/ም
  5. ፈተና ዝወሃበሉ ብምልክታ ነፍልጥ ኢና
Share this Post:
ድሕሪት