ሲቪል መሃንዲስ

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ
መብርሂ

ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲን ትራንስፖስርትን ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲረሩ ብኩንትራት ክቖፅር ስለዝደሊ በዚ ምልክታ ይዕድም

ተደላይ ክእለት

ብስነ-ምህንድስና ቀዳማይ ዲግሪ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲን

ንደቂ ኣንስትዮ 2.4 ንላእሊ ንደቂ ተባዕትዮ3.2 ነጥቢ ዘለዎ (ዝረኽበ/ት)


 

 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  1. ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 16/05/2006 ዓ/ም ክሳብ 22/05/2006 ዓ/ም ንተከታታሊ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ

  2. ናይ መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮና 3ይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 198 ኣብ ኣመራርሓ ሰራሕን ሓይሊ ሰብ ብስራሕ ሰዓት

  3. ኣብ እዋን ምዝገባ ኦርጂናል ትምህርቲ መረዳእታን ንምምስካር ንዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ሒዝካ ምቕራብ የድሊ።


 

ቢሮ ኮንስትርክሽን መንግድን ትርንስፖርትን

Share this Post:
ድሕሪት