መተሓባበሪ DIC ጥዕና ሰራሕተኛ

ማሕበር መናእስይ ትግራይ
መብርሂ

ናይ ፕሮጀክት ኣርእስቲ MULU Marsh Project

ናይ ስራሕ ርእሲ መተሓባበሪ DIC ጥዕና ሰራሕተኛ

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዘለዎም ዝግባእ

ደረጃ ትምህርቲ

  1. ንመተሓባበሪ DIC nursing, public health

ስራሕ ልመዲ ንዲግሪ 2 ዓመት ንዲፕሎማ 4 ዓመት ዘለዎ/ዋ

  1. ናይ ጥዕና ሰራሕተኛ nursing and public health

ስራሕ ልምዲ ንዲግሪ 0 ዓመት ንዲፕሎማ 2 ዓመት

ኣብ ምትከላት እምነታት ነፃ ድልየት ዓርሲ ተበግሶን ናይ ተግባራዊነት ከምኡውን ኣብ ውዳበን እምነተት ዘለዎ/ዋ

 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ዕድም ኣን መንእስይነት ዕድመ እንትኮን ይምረፅ

ፃታ ኣይፈለን

ደመዋዝ ብመሰረት ስኬል እቲ ፕሮግራም

ኩነታት ቑፃር ብኩንትራት

ተወዳደርቲ ሲቪን ካልኦት ኣድለይቲ መረዳእታታት ኣተሓሒዝኩም ካብ ዕለት 18/06/2006 ዓ/ኝ ጀሚሩ ንተከታለልቲ 4+ ናይ ስርሕ መዓልቲ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ቀበሌ 03 ጥቓ ቢዝነስ ኮሌጅ ዝነበረ ብኣካል ብምምፃእ ቢሮ ቁፅሪ 1 ክትምዝገቡ ነተሓሰሰብ

Share this Post:
ድሕሪት