ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
Close the sidebar
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ
ግልፂ ጨረታ ገፅ 9
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ ግልፂ ጨረታ ገፅ 9
ቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓድዋ ቀበሌ ሓየሎም ካብ መቀባር ደብርቺ መቀብር እስላም ናብ ሊዝ ዕደላ ብዕድጋ ቁፅሪ ዓድዋ /Cw/RGV/02 /17 ናይ ፀፀር መንገዲ ስራሕቲ ከስርሕ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተኮናተርቲ ደረጃ 7ንልዕሊኡን ዝኮንኩ ተጫረቲ ክትሳተፉ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዓድዋ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:2000.00
ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ወረዳ ስ/ሳዕሲዕ ቤት ፍርድን ከተማ ዕ/ሓሙስ ቤት ፍርድን ን2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ቢሮ አቑሑታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 (23 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ዘገልገሉ ናይ መኪና መለዋወጢ አቑሑ ካልኦት ናይ ቢሮ አቑሑን አብ ሰነድ ጨረታ ብዝተዘርዘሩ መሰረት ብጨረታ አወዳዲሩ ከወግድ ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 27, 2017 (17 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክሲዮን ማሕበር፤ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ዓዲሓ ኣብ ከይዲ ህንፀት ዘሎ ፕሮጀክታት ሎት ሓደ (B+G+10) ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲሓ ውርድ ኢልካ ፡ ሎተ ክልተ (G+4) ዓዲሓ እንዳ ኪዳናምሕረት ኣከባቢ ንግዲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ቤዝመንትን ግራውንድን ቦታታት ክንሽየጥ ሰለዝደለና ድሌት ዘለኩም ተጯረቲ ክትሳተፉ ንዕድም ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 (23 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ምሻጥ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ማእከል ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ማእከል ምልሻ ቤት ፅሕፈትን ጥርዓን ሕብረተሰብ ምስማዕ ዉሳነ ምሃብን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ስፔር ፓርት : ጎማ መኪናን ባትሪን: ፅሕፈት መሳርሒን : ፅሬት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 15, 2017 (29 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዞባ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ዳናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ዕጉማት መራሕቲ ስድራ ናይ ምግቢ እታወትን ካልኦትን
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 29, 2017 (15 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 3, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ /
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴክተር ኣብያተ ዕዩ ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም መደበኛ ዓመታዊ ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 20, 2017 (24 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 3, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሮብ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 3, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:6000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፍርዲ ወረዳ ፃዕዳ እምባን ከተማ ፍረወይንን ኣብ ዓመት 2017 ዓ\ም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤለትሮኒክስ ኣቑሑት፣ ሕትመት፣ ዝተፈላለዩ መሳሪሒታትን ካልኦት ሃለቕቲ ኣቑሑትን ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 18, 2017 (26 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 3, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፍረወይኒ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 3, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ል/እ ምምር ፋይናንስን ወ/ሱ : ሳዕሲዕ ናይ ሴፍትነት ንሴክተራት ናይ ስነ-ማዓዛ ግልጋሎት ውዕል ብፕሮፎርማ/shopping/ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 27, 2017 (17 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 3, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሳ-ፃ-እምባ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 3, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ል/አ ምምር/ፋይናንስን ወ/ሱ ሳዕሲዕ ናይ ሴፍትነት ንሴክተራት ግልጋሎት ውዕል ናይ ኮንስትራክሽን መሳረሒ ብፕሮፎርማ/shopping/ኣመሪቑክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 27, 2017 (17 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 3, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሳ-ፃ-እምባ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 3, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
5
6
7
8
9
10
11
12
13
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (48)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(19)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(26)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (731)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(383)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(79)
ስራሕቲ ማይ(216)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(105)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (2986)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (778)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(622)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2417)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (142)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(91)
ኦዲት ተዛማድኡን(102)
ሕርሻ (293)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(153)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(49)
ሕርሻ መሺነሪ(41)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(25)
ህንፃ መሳርሒ (1548)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(382)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(830)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(98)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(178)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(451)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1248)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1393)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(68)
ምምካር (105)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(11)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(48)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(20)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(2)
ቋንቋ ትርጉም (35)
ትምህርቲን ስልጠና (111)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(122)
ትምህርቲን ትሬይንግ(28)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(15)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1271)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(797)
ምግጣምን ፅገናን(54)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(718)
ምግብን መስተን (327)
ኣቅርቦት ምግቢ (316)
ካፌን ሬስትራንትን(83)
እግድ (24)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(11)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(8)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (42)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (11)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(40)
ፈርኒቸር (1004)
ገዛ ፈርኒቸር(19)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1059)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(54)
ጥዕና (206)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(19)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(222)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (235)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(4)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(131)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(135)
ፅገና (399)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(189)
ፅገና ሞተርሳይክል(142)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(51)
ፅገና ተሽከርካሪ(246)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(49)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (279)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(230)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(24)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(71)
ምስሊን ቀረፃን (8)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(13)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (950)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1170)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(321)
ስራሕቲ ምልላይ (32)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(7)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(26)
ክራይ (403)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(38)
መኪና ክራይ(445)
ማሽነሪ ክራይ(140)
መሸጣ (823)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(4)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(13)
ካልኦት ዝሽወጡ(452)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(460)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (54)
ስራሕቲ ሓለዋ(37)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(5)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(32)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (591)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(1070)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(87)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(21)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (332)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(29)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(340)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (67)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (174)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(323)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (387)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(226)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (131)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(170)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(51)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(5)