ብዝዓባና ብዝበለፀ ክነፍልጦም ኢና.

እዚ ከም ፅቡቅ ዕድል ወሲድና ዝተወሰነ ስለ ምልክታ.ኮም ናይ ጨረታ መፍለጢ አገልግሎት (MTAS) ንክነግረኩም። ብናይ ጨረታ ማስታወቂያ መጠቅዒ ፣ ብጋዜጣ እና በሬድዮ ዝንገሪ ጨረታታት ንምስብሳብ ብዙሕ ፀገማት ከም ዘጋኑፎም ብዝግባእ ንፈልጥ ኢና። ንዚ ዓላማ, ሕድሕድ ጋዜጣ ብቢ መዓልቱ ምንባብ, ሬድዮ ምክትታል፣ ሕድሕድ ጨረታ መጠቂዒ ቦርድ እናዘርኩም ምምባብ ስለዝህልየኩም ፤ ብሓቂ ብጣዕሚ ከቢድ ስራሕ ከም ዝኮኖም ጥርጥር የብልናይ።ብዚ መንገዲ ንዘሎኩም ችግራት ክንፈትሐልኩም ዝተቃቆምና ትካል ኢና። ኣብ ክልል ትግራይን ኣካባቢኡን ዝወፁ ኩሎም ዓይነት ጋዜጣታት, በክልል ሬዲዮ እና ብማስታወቂያ ቦርድ ዝወፁ ናጨረታታት ማስታወቅያ ኩሎም ከም ኣድላይኖቶም ብምዝግጃው ንኦም ብዝጥዕሞም መንገዲ ብምቅራብ ኹሎም ዓይነታት ጨረታ(ግልፅ፣ ውሱን፣ፕሮፎርማ), ካብ መንግስታዊን ብሕታዊ ትካላት ዝወፁ ናይ ጨረታ ምልክታታት ንንግዲ ትካልመ ወይም ከም ድሌቶም ንዝደልዩዎ ሰባት/ትካላት ክንፍልጠሎም/ክንሕብረልኩመ ንክእል ኢና። ልዕሊ 11+ ዓመት በዚ አገልግሎት እናሃብና ንርከብ። ትካልና ብግዝፈቱን ብዘለዎ ብቁዓትን ተወዳደርቲን ሰራሕተኛታቱ ተኣማኒ ዝኮነ እዩ። ልምዲ ብዘለዎም ሰራሕተኛታትና እናተሓገዙ ንዓማዊላትና ብቁዓት ንገብሮም ኢና። ንዚ እዩ ዓማዊላትና ዝለዓልን ዘዐግቦም ኣገልግሎት እናሃብናዮም ንርከብ።

Why choose Us

Every tender comes with the new opportunity and we are providing the alert and information to you, We are not only providing the tender information.

Read More

Our Mission

Our Mission is to provide alerts to those people who are unable to acquire the proper information of Tenders. People who are very compatible to do such kind of work but in some circumstances they are not aware or not able to reach the source of information of Tenders.

Read More

What you get

Our customers with all new Tenders of their choice, over & above Tender Notice. We guarantee that, they would not miss a Tender with us and get the alert of every tender of their choice by SMS and E-Mail or Both.


Read More

Call us today at +251.34.44411006 or Email us at info@milkta.com

We strive to provide Our Customers with Top Notch Support to make their Experience Wonderful ኣድራሻና