ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ስውሓ ሳዕሲዕ

ምልክታ ጨረታ

ቁፅሪዕን ምም/ር/ፋ/ወ/ሱ/ሳ/178/17

ዕለት 25/6/17

ቤት ፅሕፈት ል/አ ምምር/ፋይናንስን ወ/ሱ ሳዕሲዕ ናይ ሴፍትነት ንሴክተራት ግልጋሎት ውዕል ናይ ኮንስትራክሽን መሳረሒ ብፕሮፎርማ/shopping/ኣመሪቑክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም።

ተጫረቲ ከተማልእዎም ዝግባእ ነጥብታት

1. ተጫረቲ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲፍቃድ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊከትን ቲን ናምበርን ዘለኩም፡

2. ተጫረቲ ነናይ ባዕለ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ክከውን ኣለዎ፡

3. ተጫረቲ ዣት ዝተመዝገቡን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2017 ዓ/ም ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከተቅርቡ እትክእሉ፡

4. ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ዝን ብ CPO ብር 5000 ከተትሽዙ እትክእሉ፡

5. ተጫረቲ ንብረት ቀርበሉ ማዓልቲ ሰዓርቲ ምካንኩም ካብ ዝነበርሉ ዕለት ጀሚሩኣብ ውሽጢ 3 ማልቲ ይከውን፡

6. ተጫረቲ ንበክበሪ ውዕሊ 10% ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ንብረት ከትሕዝ ዝክእል፣

7. ተጨረቲ ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ስርስ ድልዝ እንተሃልይዎ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከውን፡

8. ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ መፅዓንን መራገፍን መጎዓዐዝን ኣብ ግምት ዘእተወ ክከውን ኣለዎ፡

9. ተጫረቲ ኣብ ዘቅረብዎዶክመንት ሽሞም ፌርማኦምን ማህተሞምን ክዓርፎ ይግባእ፣

10. ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ከምኡእውን ዝተማልአ ዶኩመንት ኣብ ዘቅረብሉ ይክፈት

11. ጨረታ ብዝተፈላለየ ምክንያት ከዛብዑ ዝፍትኑ ተጫረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ንቀፃሊ ከይሳተፍ ይገር፣

12. አቲ ውድድር በITEM by ITEM መሸነፋይ ይከውን፡

13. ሰነድ ዝሽየጠለ እዋን ካብ 26/06/2017ዓ/ም02/07/2017ዓ/ምኣብ ወረዳ ሱ/ሳዕሲዕ ከይዲ ስራሕ ዕን ምም/ርን ይከውን፡ 

14. ናይ ጨረታ መጠን 20% ክውስክ ወይ ከዓ ክትንስ ይክእል፣

15. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት03/07/2017 ዓ/ምከይኑ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተዓሸጉ ኣብ ተመሳሰሊ 4፡30 – ይክፈት

16. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

17. ኣድራሻ ኣብ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ዞን 01 ኣብ ከባቢ በሪ ሃይ ስኩል ዕ/ን/ምም/ርን /0963533573/096232284 ሓቲትኩም ምርካብ ትክእሉ።

ዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ ብርጠ/ዋጋ ብር
1.ቴንዲኖ ባዓል 12ቁፅሪ ናይ ወፃኢ ትርኪ ስራሕ ዝኮነናይ ወፃኢ ትርኪ ስራሕ ዝኮነቁፅሪ150
2.ቴንዲኖ ባዓል10ቁፅሪ ናይ ወፃኢ ትርኪ ስራሕ ዝኮነናይ ወፃኢ ትርኪ ስራሕ ዝኮነቁፅሪ125

ሽም-

ዕለት

ፌርማ

ማህተም-