ምልክታ ጨረታ
ቁፅሪዕን ምም/ር/ፋ/ወ/ሱ/ሳ/178/17
ዕለት 25/6/17
ቤት ፅሕፈት ል/እ ምምር ፋይናንስን ወ/ሱ : ሳዕሲዕ ናይ ሴፍትነት ንሴክተራት ናይ ስነ-ማዓዛ ግልጋሎት ውዕል ብፕሮፎርማ/shopping/ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም።
ተጫረቲ ከተማልእዎም ዝግባእ ነጥብታት
1. ተጫረቲ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲፍቃድ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊከትን ቲን ናምበርን ዘለኩም፡
2. ተጫረቲ ነናይ ባዕለ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ክከውን ኣለዎ፡
3. ተጫረቲ ዣት ዝተመዝገቡን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2017 ዓ/ም ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከተቅርቡ እትክእሉ፡
4. ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ዝን ብ CPO ብር 5000 ከተትሽዙ እትክእሉ፡
5. ተጫረቲ ንብረት ቀርበሉ ማዓልቲ ሰዓርቲ ምካንኩም ካብ ዝነበርሉ ዕለት ጀሚሩኣብ ውሽጢ 3 ማልቲ ይከውን፡
6. ተጫረቲ ንበክበሪ ውዕሊ 10% ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ንብረት ከትሕዝ ዝክእል፣
7. ተጨረቲ ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ስርስ ድልዝ እንተሃልይዎ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከውን፡
8. ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ መፅዓንን መራገፍን መጎዓዐዝን ኣብ ግምት ዘእተወ ክከውን ኣለዎ፡
9. ተጫረቲ ኣብ ዘቅረብዎዶክመንት ሽሞም ፌርማኦምን ማህተሞምን ክዓርፎ ይግባእ፣
10. ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ከምኡእውን ዝተማልአ ዶኩመንት ኣብ ዘቅረብሉ ይክፈት
11. ጨረታ ብዝተፈላለየ ምክንያት ከዛብዑ ዝፍትኑ ተጫረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ንቀፃሊ ከይሳተፍ ይገር፣
12. አቲ ውድድር በITEM by ITEM መሸነፋይ ይከውን፡
13. ሰነድ ዝሽየጠለ እዋን ካብ 26/06/2017ዓ/ም 02/07/2017ዓ/ምኣብ ወረዳ ሱ/ሳዕሲዕ ከይዲ ስራሕ ዕን ምም/ርን ይከውን፡
14. ናይ ጨረታ መጠን 20% ክውስክ ወይ ከዓ ክትንስ ይክእል፣
15. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 03/07/2017 ዓ/ምከይኑ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተዓሸጉ ኣብ ተመሳሰሊ 4፡30 – ይክፈት
16. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።
17. ኣድራሻ ኣብ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ዞን 01 ኣብ ከባቢ በሪ ሃይ ስኩል ዕ/ን/ምም/ርን /0963533573/096232284 ሓቲትኩም ምርካብ ትክእሉ።
ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ ብር | ጠ/ዋጋ ብር | |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ኮሚደረ | ዓሌት Holand Bona VF | ኪ ግራም | 7.5 | ||
2 | ቆስጣ | ዓሌት Luklots | ኪ ግራም | 21 | ||
3 | ሰላጣ | ዓሌት Great Luklet | ኪግራም | 5.875 |
ሽም-
ዕለት
ፌርማ
ማህተም-