ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
Close the sidebar
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ
ግልፂ ጨረታ ገፅ 8
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ ግልፂ ጨረታ ገፅ 8
ኣብ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳር ግልጋሎት ዝርከቡ ንቤት ፅሕፈታትን ካቢኔ ሲክተሪያትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ከም ኮምፒተር ላፕቶፕ ፕሪንተር ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 26, 2017 (18 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት መጋቢት 7, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት መጋቢት 7, 2017 11:31 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ SDG ብዝረከቦ በጀት ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዝዉዕል ሳብ መርስቨል ባምፕታት ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡ ቀረብን ተከላን ስራሕቲ ብክልል ብርኪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ደረጃ 4 ልዕሊኡን ዝኮንኩም ሕጋዊ ነጋዶ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት መጋቢት 7, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት መጋቢት 7, 2017 03:15 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:300000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:1000.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ንትካልና ኣገልግሎት ዝውዕል ሓሸዋን ፀፀርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ነቲ ዝተቀመጠ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፤
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 3, 2017 (11 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 6, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መጋቢት 6, 2017 09:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:30.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዘይህቡ ዝውገዱ ንብረታት ናይ ፅ/መሳርሕ + ናይ ፈርንቸር + ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ጎማን ባትሪን ቀናይ ህንፃ ቆርቆሮ +ኣብ ስቶር ሓደሽቲ ኮይኖም ግልጋሎት ዘይሃብን ግዚኦም ዝሓለፎምን ዝ/ዩ ኣቁሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ::
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 (23 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 6, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መጋቢት 6, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ምስማዕ ዝተስኣኖም ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሰውሒ ንጉስ ብኣንፈት ምብራቅ ብ ዋና ፅርጊያ ዘሎ 9 ኮንቲኔራት/ መስርሒ ቦታ/ ኣጫሪቱ ከካሪ ስለዝዳለየ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 (13 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መጋቢት 6, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ግዝኢት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዎት ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 (12 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ 32 ካሬ ናይ Office Aluminium glass partition work ምስ ናይ ጉልበት ስራሕ ከስርሕ ይደሊ::
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 25, 2017 (19 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ን ሳልሳይ ግዜ ዝወፀ ቢሮ ትራንስፖርትን መራክብን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ጀሚሩ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መላእ መናሃሪያታት ካብ ክልል ትግራይ ናብ ካልኦት ክልል ኮነ ናብ ኣዲስ አበባ ካብን ናብን ኣብ ዝግበር ጎዕዞ ስርዓት ንምትሓዝ ግልጋለት ኢቲኬቲንግ ህዝቢ መጎዓዝያ ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ በቲ ዝለምዓ ቴክኖሎጂ ዘማልኡ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 20, 2017 (24 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:100000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
ጨረታ መደብ ዕዲጊት ሶፍትዌር/ ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተራት ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ዝርከብ ዝተፈላለየ ዘገልገለን ብፀላእቲ ዝዓነወን ዝተሰባበረን ናይ ቢሮ ኣቅሑት፥ ፈርኒቸራትን ኤለክትሮኒክስን ማለት ኮምፒተር፣ ላፕቶፕ፣ ፎቶ ኮፒ ማሽን፣ ፍሪጅ ከምኡ እውን ዝተፈላለየ ናይ መኪና ቅያር ሰፐር ጎማ፥ ባትሪ፤ አለሙኔም፥ ብረታብረት /ረታመ ካልኦትን ወዘተ ንመላእ ነበርትን ንግዲ ማሕበረሰብን ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 (23 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዮ ክልል ትግራይ ዝዉገዱንብረታት ዲስክ ቶፕ ኮፒዩተር & ላፕቶፕ ኮፒዩተር & ደቀቅቲ ናዉቲ & ስፔር ፓርት & አዲስ ጎማ& ብርጅ ስቶን ጎማ & ናይ ፈርንቸር & ናይፔጆ ጎማ& ናይ ጂሊ ጎማ& ብሓራጅ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 27, 2017 (17 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1500.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
4
5
6
7
8
9
10
11
12
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (48)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(19)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(26)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (731)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(383)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(79)
ስራሕቲ ማይ(216)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(105)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (2986)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (778)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(622)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2417)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (142)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(91)
ኦዲት ተዛማድኡን(102)
ሕርሻ (293)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(153)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(49)
ሕርሻ መሺነሪ(41)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(25)
ህንፃ መሳርሒ (1548)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(382)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(830)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(98)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(178)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(451)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1248)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1393)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(68)
ምምካር (105)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(11)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(48)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(20)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(2)
ቋንቋ ትርጉም (35)
ትምህርቲን ስልጠና (111)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(122)
ትምህርቲን ትሬይንግ(28)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(15)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1271)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(797)
ምግጣምን ፅገናን(54)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(718)
ምግብን መስተን (327)
ኣቅርቦት ምግቢ (316)
ካፌን ሬስትራንትን(83)
እግድ (24)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(11)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(8)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (42)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (11)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(40)
ፈርኒቸር (1004)
ገዛ ፈርኒቸር(19)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1059)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(54)
ጥዕና (206)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(19)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(222)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (235)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(4)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(131)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(135)
ፅገና (399)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(189)
ፅገና ሞተርሳይክል(142)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(51)
ፅገና ተሽከርካሪ(246)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(49)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (279)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(230)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(24)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(71)
ምስሊን ቀረፃን (8)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(13)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (950)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1170)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(321)
ስራሕቲ ምልላይ (32)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(7)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(26)
ክራይ (403)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(38)
መኪና ክራይ(445)
ማሽነሪ ክራይ(140)
መሸጣ (823)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(4)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(13)
ካልኦት ዝሽወጡ(452)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(460)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (54)
ስራሕቲ ሓለዋ(37)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(5)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(32)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (591)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(1070)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(87)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(21)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (332)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(29)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(340)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (67)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (174)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(323)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (387)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(226)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (131)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(170)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(51)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(5)