ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
Close the sidebar
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ
ግልፂ ጨረታ ገፅ 12
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ ግልፂ ጨረታ ገፅ 12
ኤጀንሲ ድጅታል ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ኣቁሑት ማለት እዉን ምድብ-1 /LOT- 1/ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት /Spare Parts/ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ካብ መደበኛ በጀት ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 (26 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 09:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 10:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ፕሪንተር (D card Printer) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 17, 2017 (30 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 9, 2017 09:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:6.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ ዓዲግራት ሙሉእ ሳይክላትን ስፖርታዊ ዕጥቅታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዓዲግራት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረት ብቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ሰራሕ ህንፀትን ልምዓት መስኖ ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ በለስን ማይ ጥምቀትን ንዝስራሑ ሐባር ዒላ ብምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:25000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:500.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድ ሕድ ምድብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣቑሑት ክዕድግን ከፀግንን ይደሊ::
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 20, 2017 (27 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 17, 2017 (30 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት፣ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ሰራሕ ህንፀትን ልምዓት መስኖ ኣብ ወረዳተ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ ማይ ጥምቀትን ንዝስራሕ ዳይቨርሽን ፅገና ብምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:32000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:500.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓድዋ ናይ ትራፊክ መብራህቲ ከስርሕ ይደሊበዚ መሰረት ኣብ ናይ ትራፊክ መብራህቲ ክትሳተፉ እትደልዩ ብኤሌክትሮ መካኒካል ደረጃ 5 ልዕሊኡን ዝኮንኩ ተጫረቲ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዓድዋ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:150000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:2000.00
ጨረታ መደብ ምግጣምን ፅገናን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሱር ኪንስትርክሽን ኣብ ላጪ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትን ህንፃ ቢሮ G+7 ሐደ ምድር ቤት በዝሒ ዓሰርተ ሽሕ ካሪሜትር : ክልተ ቀላም ምቅላም በዝሒ 6500 ካሪ ሜትር : ሰለስተ ናይ ሊፍት በሪ ክላዲንግ ስራሕ ብዝሒ ሸዉዓተ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 26, 2017 (21 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 28, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 28, 2017 09:01 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር / ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
8
9
10
11
12
13
14
15
16
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (48)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(19)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(26)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (734)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(384)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(81)
ስራሕቲ ማይ(216)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(105)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (2988)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (780)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(622)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2419)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (142)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(91)
ኦዲት ተዛማድኡን(102)
ሕርሻ (293)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(153)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(49)
ሕርሻ መሺነሪ(41)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(25)
ህንፃ መሳርሒ (1550)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(383)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(831)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(98)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(178)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(451)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1248)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1393)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(68)
ምምካር (106)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(11)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(49)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(20)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(2)
ቋንቋ ትርጉም (35)
ትምህርቲን ስልጠና (111)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(122)
ትምህርቲን ትሬይንግ(28)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(15)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1271)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(797)
ምግጣምን ፅገናን(54)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(719)
ምግብን መስተን (327)
ኣቅርቦት ምግቢ (316)
ካፌን ሬስትራንትን(83)
እግድ (24)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(11)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(8)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (42)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (11)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(40)
ፈርኒቸር (1004)
ገዛ ፈርኒቸር(19)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1059)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(54)
ጥዕና (207)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(19)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(223)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (235)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(4)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(131)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(135)
ፅገና (399)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(189)
ፅገና ሞተርሳይክል(142)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(51)
ፅገና ተሽከርካሪ(246)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(49)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (280)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(230)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(24)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(72)
ምስሊን ቀረፃን (8)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(13)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (950)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1170)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(321)
ስራሕቲ ምልላይ (32)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(7)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(26)
ክራይ (403)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(38)
መኪና ክራይ(445)
ማሽነሪ ክራይ(140)
መሸጣ (828)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(4)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(13)
ካልኦት ዝሽወጡ(454)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(463)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (55)
ስራሕቲ ሓለዋ(37)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(5)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(33)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (591)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(1071)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(87)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(21)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (333)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(29)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(341)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (67)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (174)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(323)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (387)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(226)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (131)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(171)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(51)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(5)