ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ናይ ንግዲ ቦታ

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክሲዮን ማሕበር፤ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ዓዲሓ ኣብ ከይዲ ህንፀት ዘሎ ፕሮጀክታት ሎት ሓደ (B+G+10) ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲሓ ውርድ ኢልካ ፡ ሎተ ክልተ (G+4) ዓዲሓ እንዳ ኪዳናምሕረት ኣከባቢ ንግዲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ቤዝመንትን ግራውንድን ቦታታት ክንሽየጥ ሰለዝደለና ድሌት ዘለኩም ተጯረቲ ክትሳተፉ ንዕድም ፡፡

1. ዙር ጨረታ ቐዳማይ

2. መበገሲ ዋጋ ንሓደ ሜትር ካሬ ንቤዝመንት 96,000 (ቴሰን ሽዱሽተን ሽሕ ሻት ሓዊሱ) ንግራውንድ 100,000 (“ሚእቲ ሽሕብር)

3. ናይ ጨረታ መኽበሪ (CPO or unconditional bank guarantee)ናይ ዝእድጎ ካሬ ብመበገሲ ዋጋን ብ 2% ብምብዛሕ ዝርከብ መን ክቕርብ ዝኽእል።ኣብ ክልቲኡ ሎትንምሰታፍ እንትደሊ ብተመሰሳሊ ተወሳኺ ጨረታ መኽበሪ ትሕዝ።

4. ናይቲ መረታ ሰዓራይ እቲ ዝለዓለ ዋጋ ዘእተወ ይኸውን

5. ድሌት ዘለኩም ተረቲ ዘይምለስ ብር 300 (ሰለስተ ሚኢቲ) ብምኽፋል ናይ ረታ ሰነድ ኣብ ቀበሌ 16 ሮማናት ኣደባባይ ናብ ቢሮ ትምህርቲ ዝወሰድ መንገዲ ኣቢሲንያ ባንክ ኣብ ዝርከበሉ ህንፃ 3ይ ደብሪ ቑፅሪ ብምቕራብ ካብ ዕለት 21/06/2017 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ስዓት ምውሳድ ይካኣል።

6. ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ ኣብ ዋሴ 15 ማናት ኣደባባይ ናብ ቢሮ ትምህርቲ ዝወሰድ መንገዲ ኣቢሲንያ ባንክ ኣብ ዝርከብ ህን 3ይ ደብሪ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ካብ ዕለት 21/06/2017ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 03/07/2017ዓም ቅድሚ ሰዓት 3:30 ኣብ ሰራሕ ሰዓት ምእታው ይኽእሉ።

7. እቲ ራት ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ዕለት 03/07/2017 ቅድሚ ሰዓት 3:30 ተዓዲጉ ሰዓት 4:00 ቅደሚ ሰዓት ይኽፈት

8. ተጫረቲተወሳኺ ሓበሬታእንተደልዮም ብቑዕሪ ስልኪ+251938000111,+251938000222 ምድዋል ይካኣል።

9. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ ተረኺቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።