1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልክሙን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
3 ብመቅረባይነት ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 ተወሰክቲ እሴት ታክስ ዝተመዝገብክሙን ከምእዉን ሕሉፍ ወርሒ ናይ ቫት ዲክለሪሽን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
5 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ክዕፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 42 ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
6 መክበሪ ጨረታ ናይ መኪና መለዋወጢ 15000 / ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ / ብመልክዕ ስፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ ዝክእሉ
7 ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብሽምዒ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ቢሮ ቁፅሪ 3 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትክእሉ
8 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉበ 1 መጋቢት 2017 ዓም ቅድሚ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ይክፈት
9 ሰዓራይ ትካል ብዝተዉሃቦ ዝርዝር መዓቀኒታት ማለት እዉን እስፔስፊኬሽን መሰረት ዘቅርብን መወዳደሪ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ከቅርብ ይግባእ ዝቀረበዉ መዋዳዳሪ ዋጋ ቫት ክምዝተሐወሶ ገይርካ ይዉሰድ
10 ተጫራታይ ብረቆሒ መሰረት ዋና ኣቅሓ ከቅርብ አለዎ
11 ሰዓራይ ትካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ አታዊ ይገብር
12 ሰዓራይ ትካል ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ አታዊ ይገብር
13 ነዚ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ካብ ክይዲ ዕደጋ ቢሮ ክፍል ቁፅሪ 3 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
14 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 03444400451