1 ዓይነት ስራሕ ዳይቨርሽን ፅገና በዝሒ 1 ዝስረሐሉ ጣብያ ማይ ጥምቀት ቁሸት ማይ ጊዐ ፍሉይ ቦታ ማይ ሕነ ንህንፀት ዘድሊ መዓልቲ 120 መዓለቲታት ደረጃ ብርኪ 9 ዝኮነ ፍልፍል በጀት GSF
2 ክትወዳደሩ እትደልዩ ኣናእሸተይ ደረጃ ብርኪ 9 ዝኮንኩም : ብማይ ተንከፈ ኮንስትራክሽን ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ብቅዓት መረጋገፂ ብማይ ተንከፍ ከቅርብ ዝክእል
4 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ምዝገባ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእልን
5 ናይ ወርሒ ታሕሳስ ወይ ጥሪ 2017 ዓም ቫት ሪፖርት ወይድም ዲክለሪሽን ከቅርብ ዝክእል
6 ናይ ግብሪ ከፋሊ ቲን ናምበረ ከቅርብ ዝክእል
7 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል ወይ ድም ኣብ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረት ኣብ ዘዳለወ መርበብ ሓበሬታ ዝተመዝገበ ምካኑ መረዳአታ ከቅርብ ዝክእል
9 ተወዳዳራይ ቴክኒክል ሰነድን ፋይናንሸል ሰነድን ከማልእ አለዎ
10 ቴክኒካል መዓቀኒት ሙሉእ ብሙእ ዘማለአ ድሕሪ ሒሳብ ስልሒት ዝተሐተ ዋጋ ዝመለአ ሰዓራይ ይከዉን
11 መከበሪ ጨረታ ብር 32000 / ሰለሳን ክልተን ሽሕ/ ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ እንተኮይኑ ናብ ሒሳብ ቁፅሪ ባንኪ ንግዲ ኢትዩጰያ 1000539538431 አታዊ ገይሩ መረዳእታ ስፒኦ ብምቅራብ ከትሕዝ ዝክእል
12 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዝ ጨረታ ካብ ዘተከፈተ ዕለት ጀሚሩ ን 30 ተከታታሊ መዓልቲ ይከዉን
13 ኣብቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ አይብሉን እንተሊዎ ናይ ባዕል ዋና ፊርማን ማህተምን ክህልዎ አለዎ እንተዘይኮይኑ ድማ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን
14 ዕደጋ ፋፃሚ ኣካል ኣብ ነብሰወከፍ ሰራሕ ነፀላ ስራሕ መሰረት ዝገበረ ክሰብ 20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ዘለዎ እዩ
15ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ዋጋ ዝርዝር ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወሰኪ ከቅርብ ይግባእ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሐዊሱ ዋጋ ዘየማልእ ተወዳዳሪ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከምዝሐወሰ ተገይሩ ይዉሰድ
16 ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከይድ ዕዳገ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 17 ሰነድ ጨረታ ዘምለስ ብር 500 እና ከፈልኩም ካብ ዕለት 10/6/2017 ዓም ክሳብ 29/6/2017 ዓም ሰዓት 11:30 ኣብ ሰራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትወሰዱ ትክእሉ
16 ሰነድ ጨረታ ዝሐዘ ሳንዱቅ ዕለት 1/7/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት ይኩን ዳኣምበር ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም በዘይምርካቦም ከይዲ ምክፋት ጨረታ ኣይተኣጎጎልን
17 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342440307