ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ብትካል
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ካብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ አብ 2007 በጀት ዓመት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሃለቅቲ ፅሬት መሳርሒን ናይ መኪና ስፔር ፖርትን ጎማታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 29, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀዋሚ ንብረት ፈርንቸርን ናይ ኤሌክተሮኒክስ ኣቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደሊዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሒ ክተማልኡ ይግባእ:;
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 2, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 19, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮኮንስትራክሽንመንገዲንትራንስፖርትንክልልትግራይኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመትን ንናይ ቢሮ መኻይን ግልጋሎትዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ጎማታት ካብሕጋዊያንነጋዶብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊስለዚኣብዚጨረታክትወዳደሩትደሊዩነጋዶዝስዕብረቆሒክተማልኡይግባእ:;
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2007 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 22, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሃለቅቲ ንብረታት ሎት ሓዳ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ ናይ ፅሬትኣቅሑተ : ሎት ሰለስተ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 8, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 24, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 3, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2008 በጀት ዓመት ንወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንምምሕዳር ህንፃ ብ GC7 ወይዉን BC 6 ከምኡዉን ንወረዳ አስገለ ፅምብላ ምምሕዳር ህንፃ ብ GC6 ወይ ዉን BC 6 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣጫረቲ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 19, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 21, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 21, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትረክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት ሐደ ኣቁሑት ፅሐፈት ሎት ክልት ኣቅሑት ሕትመት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 5, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 20, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 20, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትረክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤለክትሮኒክስ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 5, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 19, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 19, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትረክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ንትራንስፖርት ግልጋሎት ናይ ሕትመት ጥራዛት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 23, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:17000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2009 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ መቀለ ናይ ክልል መሬት ንምምሕዳር ህንፃ ፕሮጀክት ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 17, 2009 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 2, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 2, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትረክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2009 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መጋዕዝያ ሎትሓደ ሕትመት ጥራዛት ሎት ክልተ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ጎማታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 24, 2009 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 9, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 9, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2009 በጀት ዓመት ዝተፈላለለዩ ህንፃታት ብሎት ከፊሉ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 28, 2009 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 29, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 29, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትረክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2009 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መጋዕዝያ አቁሑት መለዋወጢ መኪናካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 8, 2009 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 22, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 22, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ናይ ዓድዋ ንምምሕዳር ህንፃ ንምስራሕ ንአማከርቲ ትካላት ኣጫረቲቱ ከስርሕ ስለዝደለየ ብአርክቴክቸራር ኢንጂነሪንግ ብኣማከርቲ ደረጃ 5ን ልዕሊኡን አርክቴክቸራር አማከርቲ ደረጃ 5ን ልዕሊኡን ሓፈሻዊ ወይዉን ጀነራል ኢንጂነሪንግ አማከርቲ ደረጃ 5ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለኩም አማከርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣጫረቲ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 24, 2009 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 21, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 21, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2008 በጀት ዓመት ንወረዳ ሓዉዜን ደጋመባ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ህንፃ ፕሮጀክት ብደረጃ BC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣጫረቲ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 3, 2009 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 5, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሓዉዜን
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 5, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2009 በጀት ዓመት ዝተፈላለለዩ ድልድላት ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 7, 2009 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 10, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 10, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2009 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ኩሒ ናይ ቆርበት ማለት እዉን ሌዘር መሰልጠኒ ትካል ማእከል ህንፃ ብደረጃ BC6/GC6 ተኮነተርቲ ኣብ ከተማ መቐለ ናይ ቲቪቲ መስልጠኒ ትካል ማእክል ናይ መበይዲ ማለት እዉን ዊልደንግ ብደረጃ BC8/GC8 ብርኪ ፍቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 19, 2009 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 9, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 9, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2010 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመትን ምልላይን ስራሕት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 20, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 6, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 6, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2010 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ፅሬት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 17, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 3, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 3, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2010 በጀት ዓመት ንኣብያተ ዕዩና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኮምፒተራት ተዛመድቲ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 21, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 7, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 7, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ከተማ ሃገረሰለም ኣብ ዉሽጢ ሞዝየም ብሄረ ብሄረ ሳብት ቅድሚ ሐዚ ዉዕለን ተቆሪፁ ዝነበራ ናይ ክልል ትግራይ ሃረርን ክልል ደቡብ ህዝብታት ህንፃ ፕሮጀክት ናይ ዝተረፉስራሕቲ መምሊኢ ብ GC/BC 6 ልዕሊኡን ፍቃድ ስራሕ ዘለወም ተኮናተርቲ ስራሕ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 4, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 6, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 6, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንንናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት አብ ከተማ መቐለ ናይ ሓወልቲ ሰማእታት ተወሳኪ ሓፁር ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ GC 6 / BC 6 ልዕሊኡን ፍቃድ ስራሕ ዘለወም ተኮናተርቲ ስራሕ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 24, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 22, 2010 02:03 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 22, 2010 02:05 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : ናወቲ ፈርኒቸር : ጎማን ባትሪን ዓበይቲ መካይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 24, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 13, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 13, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንንናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት አብ ፖሊስ ኮለጅ መቐለ ተወሳኪ ህንፃ ንምስራሕ ብደረጃ BC 7 ን GC 8 ማለት ዉን ድኣንት ዘይኮኑን ልዕሊኡን ፍቃድ ስራሕ ዘለወም ተኮናተርቲ ስራሕ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 25, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 23, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሰነ 23, 2010 06:01 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት አብ ከተማ መቐለ ናይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ማእከል ሓወልቲ ሰማእታት ናይ ሓፁርን ምንፃፍ እምነ በረድን ህንፀት ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ GC 6 / BC 6 ልዕሊኡን ፍቃድ ስራሕ ዘለወም ተኮናተርቲ ስራሕ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 25, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 25, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሮና ኣገልግሎት ዝውዕል ኣገልግሎት ክራይ መኪና ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርት ክልል ትግራይ ላፕቶፕ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ንክተወዳደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽን ፣መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝረከብ ዳይሬክቶራት መንገድን ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ወረዳ ኢሮብ ዓሲምባ እንዳ ቁሳ ሓራዛ ቃራ GC2 መንገዲ ዲዛይን ንምግባር ብ Highway and consultancy ብርኪ ፍቃድ ብደረጃ RC5ን ልዕሊኡን ዘለዎም ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 6, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽን ፣መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝረከብ ዳይሬክቶራት መንገድን ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ናይ ዘርባቢት ዓዲ ሕርዲ BC2 መንገዲ ዲዛይን ንምግባር ብ Highway and Bridge consultancy ብርኪ ፍቃድ ብደረጃ RC5ን ልዕሊኡን ዘለዎም ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 6, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሮና ኣገልግሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ክራይ መኪና ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 9, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ ወረዳ ሓውዜን ፕሮጀክት ህንፃ ዲዛይን ሆቴል ናይ ዲዛይን ስራሕቲ ኣማከርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ ፤ብመማከርቲ ብስነ-ህንፃን ምህንድስናን ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ኣማከርቲ ስነ-ህንፃ ኣማከርቲ ደረጃ 6ተ ልዕሊኡን ብምህንድስና ኣማከርቲ ትካላት ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ፣ ሓፈሻዊ ኣማከርቲ ብምህንድስና ደረጃ 6ተ ከምኡውን ብፕራክቲሲንግ ፕሮፌሽናል ፍቃድ ዘለኩም ደረጃ ኣማከርቲ ትካላት ዘለኩም ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትውዳደሩ ይዕድም፤
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 24, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:6000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ፕሮጀክት ህንፃ ዲዛይን ሆቴል ናይ ዲዛይን ስራሕቲ ኣማከርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ ፤ብመማከርቲ ብስነ-ህንፃን ምህንድስናን ደረጃ 3ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ኣማከርቲ ስነ-ህንፃ ኣማከርቲ ደረጃ 3ተ ልዕሊኡን ብምህንድስና ኣማከርቲ ትካላት ደረጃ3 3ተን ልዕሊኡን ፣ ሓፈሻዊ ኣማከርቲ ብምህንድስና ደረጃ 5ተ ፍቃድ ዘለኩም ደረጃ ኣማከርቲ ትካላት ዘለኩም ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትውዳደሩ ይዕድም፤
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 24, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:500.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽን ፣ መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝረከብ ዳይሬክቶራት ህንፃ ዲዛይንንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ናይ ሽረ ስሑል ኣይፒ ብሎክ ህንፃ ብደረጃ BC6 GC7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 3, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 7, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 7, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ናይ ዝተፈላለየ መኻይን ግልጋሎ ዝዉዕል ኣቁሑ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ በቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቃሒ መሰረት ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክተሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ወረዳ ሓዉዜን ህንፃ ፕሮጀክት ናይ ህንፃ ዲዛይን መማከርቲ ኣጫሪቱ ክሰርሕ ስለዝደለየ ብመማከርቲ ብስነ ህንፃን ምህንድስናን ማለት እዉን office for architecture & engineering consultants ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን , ንምህንድስና ኣማከርቲ ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 2, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 26, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:6000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ዉፂኢት ፣ ናይ መኪና ባትሪ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ዉፂኢት ፣ ናይ መኪና ባትሪ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሮና ኣገልግሎት ዝውዕል ኣገልግሎት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ሕትመታት ስራሕቲ ምልላይን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ን ኣጎልግጋሎት እቲ ቢሮ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት ምድብ 1 ፣ ኤሌክትሮኒክስ ምድብ 2፣ ኣቅሑት ቢሮ ምድብ 3፣ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 24, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 13, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 13, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ዋንነቱ ናይ ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ዝኮነ ህንፃ ብደረጃ BC 5/GC 6 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ኣብ ከተማ ኣክሱም ከስርሕ ይደሊ ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 17, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 2, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 2, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:400.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ከተማ ኣክሱም ናይ ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ህንፃ ፕሮጀክት ዲዛይን ንምስራሕ ንኣመከርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ መማከርቲ ብስነ ህንፃን ምህንድስናን ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን መማከርቲ ህንፃን ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ሓፈሻዊ መማከርቲ ምህንድስና ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ፍቃድ ዘለኩም ኣማከርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሓምለ 20, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1500.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ትራንስፖርትን መራኸብን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል 1. ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት ሎት-1 2. ናይ ፈሪኒቸር ኣቁሕት ፅገና ሎት-2 3. ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናውቲ ፅገና ግልጋሎት ሎት-3 ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 15, 2016 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 18, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 18, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ትራንስፖርትን መራኸብን ክልል ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ንዘለውኦ መካይን ናይ መኪና ፅገና ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 15, 2016 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 25, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 25, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (52)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (695)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(363)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(69)
ስራሕቲ ማይ(185)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(75)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3671)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (737)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(613)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2294)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (181)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(84)
ኦዲት ተዛማድኡን(95)
ሕርሻ (343)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(37)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1738)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(298)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(762)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(89)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(147)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(423)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1406)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1324)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (138)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (34)
ትምህርቲን ስልጠና (162)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(119)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(13)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1519)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(760)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(699)
ምግብን መስተን (367)
ኣቅርቦት ምግቢ (284)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (24)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (1097)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1023)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (228)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(211)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (262)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(127)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(133)
ፅገና (679)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(182)
ፅገና ሞተርሳይክል(139)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(236)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (292)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(216)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(50)
ምስሊን ቀረፃን (17)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(12)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1443)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1134)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(302)
ስራሕቲ ምልላይ (62)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (601)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(32)
መኪና ክራይ(431)
ማሽነሪ ክራይ(135)
መሸጣ (875)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(417)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(431)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (68)
ስራሕቲ ሓለዋ(33)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (979)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(885)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(69)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (415)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(24)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(325)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (326)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(317)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (521)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(214)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (215)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)