ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ወረቀት ምስክር ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ  ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ዘቅረቡ

3 ወረቀት ምስክር ኣመኻርቲ ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ

4 ናይ መቕረባይነት ዝተሓደሰ ሰርትፊኬት ዘለኩም

5 ዉሕስና ጨረታ ብባንኪ ንግዲ ኢ/ያ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ወይ ብሲፒኦ 6000.00 ቅርሺ

6 ንኩሎም ተጫረቲ ጨረታ ካብ 04/13/2011ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ዕደጋ ፣ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 191 ዘይምለስ 300 ብር ብምክፋል ክገዝኡ ይክእሉ እዮም

7 ተጫረቲ ዝጫረተሉ ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ነንበይኑ ሓደ ዋናን ክልተ ቅዳሕ ዶክሜንትኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ከእትዉ ይክእሉ

8 ሰነድ ጨረታ ክሳብ 26/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

9 እቲ ዳይሪክቶሬት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 75 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል