1 ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ : ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት : ተወሳኬ እሴት ታክስ ምዝገባ ምስክር ወረቀት : ኮንስትርክሽን ፍቃድ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት : ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ቫት ድክለሬሽን ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፣ ናይ መለለይ ቁፅሪ ምዝገባ መረዳእታ፣ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ስራሕ ተኮናተርቲ ዝተውሃብዎ ወረቀት ምስክር ዘለዎም፤
2 ከሎም ተጫረቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 25/04/2011 ዓ/ም ዘይምለስ 300 ዓ/ም ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክገዝኡ ዝክእል ኮይኖም።
3 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይድደማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ 25/04/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ቅ.ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 191 ይኽፈት።
ንተወሳኪ ሓበሬታ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ቢሮ ቁፅሪ 191 በኣካል ብምቅራብ ወይ ድማ ብቁፅሪ ስልኪ 0344-408775