...bles) ፣ ኣብ 3ይ ፍሎርን 6ይ ፍሎርን ህንጻ ይሓ ሲቲ ሰንተር ዝርከብ ዓይኒ ምድሪ (toilet) ንኣካል ጉዱኣት ብዝጥዕም መልክዑ ንምምሕያሽን ንምጽጋንን ደረጃኡ ብዝሓለወ ህንጸት ብስራሕ ተቋረጽቲ(contractors) ኣወዳዲሩ ከስርሕ ወሲኑ ኣሎ።