ማሕበር ልምዓት ትግራይ

መብርሂ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

ዲግሪ በኤሌክትሪሲቲ ወይም ተዛመድቲ

ተደላይይ ክእለት

 ዲግሪ በኤሌክትሪሲቲ ወይም ተዛመድቲ

ልምዲ ስራሕ

 ብቀጥታ 4ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ

መተሓሳሰቢ

 1 ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 21/09/2011ዓ/ም ክሳብ 04/10/2011ዓ/ም

2  ኣብ እዋን ምዝገባ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጂናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምሓዝ የድሊ፤

3 መመዘገቢ ቦታ ኣብ ፈሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ቢሮ ቁፅሪ 40 ምምዝጋብ ይከኣል፤

4 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ድሕሪ ምዝገባ ነፍልጥ፤

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599831 ምሕታት ይከኣል፡፡