ሰላም ናይ ህዝቢ መጋዕዝያ ጨንፈር መቐለ

መብርሂ

ሰላም ናይ ህዝቢ መጋዕዝያ ጨንፈር መቐለ ዝሰዕብ ረቀሒ እተማልኡ አመልከቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ብማናጅመንት ብአካዉንቲንግ ወይም ብማርኬቲንግ ኮሌጅ ዲፕሎማ /10+3 ወይም ብቴክኒክ ሞያ ዲፕሎማ/10+2/ ዘለኩም

ተደላይይ ክእለት

ብማናጅመንት ብአካዉንቲንግ ወይም ብማርኬቲንግ ኮሌጅ ዲፕሎማ /10+3 ወይም ብቴክኒክ ሞያ ዲፕሎማ/10+2/ ዘለኩም

ልምዲ ስራሕ

2/4

መተሓሳሰቢ

ስለዚ እቲ ኢሉ ዝተጠቀሱ ረቋሒ እተማልኡ አመልከቲ ካብÂ 01/07 /2008 ዓም ክሳብÂ 06/ 07 /2008 ዓም ኣብ ዘሎ ግዘ ዉሽጢ ንተከታተልቲ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘለኩም ናየ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕን ልምድን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ኣብ ሰላም ጨንፈር መቀለ ኣጅብ ነበር ነዳዲ መዐደሊ ግቢÂ ቢሮ ቁፅሪ 2 ብአካል እንዳመፃእኩም ክትምዝገቡ
ትክእሉ