| ሰላም ናይ ህዝቢ መጋዕዝያ ጨንፈር መቐለ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ናይ ነዳዲ መዐደሊ ሓላፊ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ መጋቢት 1, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ መጋቢት 6, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ሰላም ናይ ህዝቢ መጋዕዝያ ጨንፈር መቐለ ዝሰዕብ ረቀሒ እተማልኡ አመልከቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ብማናጅመንት ብአካዉንቲንግ ወይም ብማርኬቲንግ ኮሌጅ ዲፕሎማ /10+3 ወይም ብቴክኒክ ሞያ ዲፕሎማ/10+2/ ዘለኩም |
| ተደላይይ ክእለት | ብማናጅመንት ብአካዉንቲንግ ወይም ብማርኬቲንግ ኮሌጅ ዲፕሎማ /10+3 ወይም ብቴክኒክ ሞያ ዲፕሎማ/10+2/ ዘለኩም |
| ልምዲ ስራሕ | 2/4 |
| መተሓሳሰቢ | ስለዚ እቲ ኢሉ ዝተጠቀሱ ረቋሒ እተማልኡ አመልከቲ ካብÂ 01/07 /2008 ዓም ክሳብÂ 06/ 07 /2008 ዓም ኣብ ዘሎ ግዘ ዉሽጢ ንተከታተልቲ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘለኩም ናየ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕን ልምድን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ኣብ ሰላም ጨንፈር መቀለ ኣጅብ ነበር ነዳዲ መዐደሊ ግቢÂ ቢሮ ቁፅሪ 2 ብአካል እንዳመፃእኩም ክትምዝገቡ |