መብርሂ
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ አዉራ ከይዲ ስራሕ ም /ዓ/ ክ ዉሽጢ ኦዲት ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃርን ደገ ዝዉዉርን አወደዳዲሩን አወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ ብዙይ መሰረት ነቲ ዝወፀ መመዘኒ ረቆሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብዙይ ምልክታ ይዕድም
ትምህርቲ ደረጃ
ቀዳማይÂ ዲግሪን ልዕሊኡን ዘለዎ
ስታትስቲክስ፣ ኢኮኖሚክስ፣ ሕርሻ ኢኮኖሚክስ፣ ዲቨሎፕመንት ፖሊሲ አናሊስስ ፣ሶሾሎጂ ፣
ዲሞግራፊ ፣ዴቨለፕመንት ሰታዲስ፣ ጂኦግራፊ ፣ኢንቫሩመንታል ስታዲ ፣ማናጅመንት
ተደላይይ ክእለት
- ቀዳማይÂ ዲግሪን ልዕሊኡን ዘለዎ ስታትስቲክስ፣ ኢኮኖሚክስ፣ ሕርሻ ኢኮኖሚክስ፣ ዲቨሎፕመንት ፖሊሲ አናሊስስ ፣ሶሾሎጂ ፣ ዲሞግራፊ ፣ዴቨለፕመንት ሰታዲስ፣ ጂኦግራፊ ፣ኢንቫሩመንታል ስታዲ ፣ማናጅመንት
- መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት
- ናይ ሀገርናን ክልልናን ልምዓተ ፖሊሲ ስትራተጅን ኣፍልጦ ዘለዎ
ልምዲ ስራሕ
9 ዓመት አግባብ ዘለዎ ንዲግሪ
7 ዓመት አግባብ ዘለዎንማስተርስ
መተሓሳሰቢ
አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት
ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 15/ 06/ 2008 ዓም ክሳብ 21/ 06 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት
ሲኦሲ ዝምልከተኩም መረዳእታኩም ክተቅርቡ ይግባእ
ዉፅኢት ተኮር ናይ ክልል ጊዜ ፅማቅ ከቅርብ አለዎ
ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
ፈተና ዝወሀሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ