| ቢሮ ትልምን ፋይናንስን | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ስታትስቲካዊ ሓበሬታን ፖሊስን መፅናዕትን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ የካቲት 16, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ የካቲት 21, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ አዉራ ከይዲ ስራሕ ም /ዓ/ ክ ዉሽጢ ኦዲት ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃርን ደገ ዝዉዉርን አወደዳዲሩን አወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ ብዙይ መሰረት ነቲ ዝወፀ መመዘኒ ረቆሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብዙይ ምልክታ ይዕድም |
| ትምህርቲ ደረጃ | ቀዳማይÂ ዲግሪን ልዕሊኡን ዘለዎ ስታትስቲክስ፣ ኢኮኖሚክስ፣ ሕርሻ ኢኮኖሚክስ፣ ዲቨሎፕመንት ፖሊሲ አናሊስስ ፣ሶሾሎጂ ፣ ዲሞግራፊ ፣ዴቨለፕመንት ሰታዲስ፣ ጂኦግራፊ ፣ኢንቫሩመንታል ስታዲ ፣ማናጅመንት |
| ተደላይይ ክእለት |
|
| ልምዲ ስራሕ | 9 ዓመት አግባብ ዘለዎ ንዲግሪ 7 ዓመት አግባብ ዘለዎንማስተርስ |
| መተሓሳሰቢ | አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 15/ 06/ 2008 ዓም ክሳብ 21/ 06 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ሲኦሲ ዝምልከተኩም መረዳእታኩም ክተቅርቡ ይግባእ ዉፅኢት ተኮር ናይ ክልል ጊዜ ፅማቅ ከቅርብ አለዎ ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ፈተና ዝወሀሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ |