ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል

መብርሂ

መርሲፋል  ፓራዳይዝ ሙሉእ 1ይ 2ይ ደረጃ መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ መደብ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብቀዋምነት ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ 

ተደላይይ ክእለት

ዲፕሎማ 

ልምዲ ስራሕ

1 ዓመትን ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ

ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ዝተማልኡ አመልከቲ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሙሉእ መረዳእታ ትምህርትኩም ሲኦሲ መረዳእታ  ልምዲ ስርሕኩምን መለለዩ ካርድኩምን ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ተ ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ቤት ትምህርትና እናቀረብኩም ንክተመልክቱ ነተሓሳስብ

ኣድራሻ ድሕሪ ምምሕዳር ክልል ትግራይ (ጥቃ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ)