| ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | IT መምህር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ ታሕሳስ 29, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ጥሪ 6, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | መርሲፋል ፓራዳይዝ ሙሉእ 1ይ 2ይ ደረጃ መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ መደብ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብቀዋምነት ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ዲፕሎማ |
| ተደላይይ ክእለት | ዲፕሎማ |
| ልምዲ ስራሕ | 1 ዓመትን ልዕሊኡን |
| መተሓሳሰቢ | ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ዝተማልኡ አመልከቲ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሙሉእ መረዳእታ ትምህርትኩም ሲኦሲ መረዳእታ ልምዲ ስርሕኩምን መለለዩ ካርድኩምን ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ተ ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ቤት ትምህርትና እናቀረብኩም ንክተመልክቱ ነተሓሳስብ ኣድራሻ ድሕሪ ምምሕዳር ክልል ትግራይ (ጥቃ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ) |